ምስ Centre d'Information et d'Orientation de Nancy - ምልኣክ ውላድኩም ናብ ማእከላይ ወይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልኣክ ውላድኩም ናብ ማእከላይ ወይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ

ምስ ምስ Centre d'Information et d'Orientation de Nancy

ኣዳላዊ CIO de Nancy ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እዚ ሓበሬታ ንኹሉ ክፉት ናይ ሓበሬታን መምርሕን ቦታ ምስ ሰብ ሞያ ሃገራዊ ትምህርቲ ን ፤

  • ናይ ምዝገባ ፋይል ምግባር (ናይ ቤት ትምህርቲ ሕቶ)
  • ደረጃ ትምህርትኹም ገምግም
  • ብዛዕባ እቲ ዘሎ ስልጠናን ሞያን ምፍላጥ
  • ምፍላጥ ብዛዕባ ስርዓተ ቤት ትምህርቲ ምኽርን መብርህን ምርካብ።
ምፍላጡ ዘገድስ ህዝባዊ ኣቀባብና ብ ሓባራዊ ቆጸራ
ሃገራዊ ትምህርቲ ስርዓተ ትምህርቲ ፈረንሳ ይውድብን የመሓድርን። ኩሎም ካብ 3 ክሳብ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ መባእታ፡ ማእከላይ ወይ ካልኣይ ደረጃ ክምዝገቡ ኣለዎም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽፋት ምኽኣል ናይ ቤት ትምህርቲ መመልከቲ ፋይል (ናይ ምዝገባ ፋይል)
  • ምህላው ገምጋም ደረጃ ትምህርቲ።

  • ምርካብ መብርሂታትን ምኽርን ኣብ ስልጠና
  • ሓበሬታ ብዛዕባ ሃገራዊ ኣገባባት ትምህርቲ።

  • ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ስልጠናን ሞያን
  • ምትንታ ኣብ ዙርያ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክት
  • ምኽርን መምርሕን ሓገዝ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ድማ ተወሳኺ ሓበሬታ ን ምርካብ ጠውቑ ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

36 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • cio nancyኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • bln102ተርጓሚ/ሚት
  • aidlukerተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • cathyw99ተርጓሚ/ሚት
  • niamphvieተርጓሚ/ሚት
  • rej-cተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • flo1103ተርጓሚ/ሚት
  • feeተርጓሚ/ሚት
  • lrdmተርጓሚ/ሚት
  • louተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • cgllmnተርጓሚ/ሚት
  • miluielተርጓሚ/ሚት
  • sjouተርጓሚ/ሚት
  • sarahrተርጓሚ/ሚት
  • enola7451ተርጓሚ/ሚት
  • njaberተርጓሚ/ሚት
  • emmamacተርጓሚ/ሚት
  • ngel89ተርጓሚ/ሚት
  • lou_20ተርጓሚ/ሚት
  • faouziaተርጓሚ/ሚት
  • axelተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • didiony13ተርጓሚ/ሚት
  • sergueiተርጓሚ/ሚት
  • amyraተርጓሚ/ሚት
  • eve2804ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles