ምርካብ ዲግሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris Dauphine-PSL መጀመርታ ዲግሪ፣ ማስተርስ ወይ ዶክትሬት
ምስ ምስ Programme de soutien aux étudiants en exil
ኣዳላዊ Université Paris Dauphine-PSL ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisእዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስParis Dauphine-PSL ንኣብ ፓሪስ ዝርከቡ ስደት ንዝርከቡ ተመሃሮ ደገፍ መደብ ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት ዝዓለመ እዩ መደብ እዩ።
- ደረጃ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ( ደረጃ B2 ን ልዕሊኡን ክከውን ይግባእ )
- እዚ ንምግባር እውን እንተወሓደ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ (ኣብ ENIC-NARIC ምስክር ወረቐት ደረጃ IV) ክህልወኩም ይግባእ
- ኣብ ዳውፊን-ፒኤስኤል Dauphine-PSL ( ዝተፈላለዩ ዲግሪ ማለት ናይ ቁጠባ፡ ምሕደራ፡ ሕጊ፡ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት፡ ሕሳብን ኮምፒተር ሳይንስን) ኣብ ዝቐርቡ ዓውድታት መጽናዕቲ ተገዳስነት ንዘለዎም ሰብታ ዝጥዕም እዩ።
ኣብዚ መደብ ኩሎም ኣብ ስደት ዘለዉ ሰባት ነዚ መዐቀኒታት ዘማልኡ፡ ዜግነቶም ይኹን ደረጅኦም ብዘየገድስ ከመልክቱ ይኽእሉ እዮም።
እዚ ናት ትምህርቲ መደብ እዚ፣ እዚ ንኹሉ ብፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ዩኒቨርሲቲl'Université Paris Dauphine-PSL ዝወሃብ ናይ ባችለር፣ ማስተርስ ወይ ዶክትሬት ደረጃ ስልጠናታት ፣ ብዝተመጣጠነ ኣገባብ መመልከቲ ኣቢሎም ከመልክቱ የኽእሎም ። መመልከቲታት ብፍሉይ ኮሚቴ ይምርመር፣ እዚ ድማ ነቶም ሕጹያት ነቲ ዝሓተቶ ስልጠና ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ንምክትታል ዘድሊ ቋንቋውን ኣካዳሚያውን ደረጃ ከምዘለዎ የረጋግጽ። ድሕሪ ርእይቶ ኮሚሽንን ምስቲ ሕጹይ ክኸውን ዝኽእል ቃለ መሕትትን፡ እቲ ሓላፊ ስልጠና ብዛዕባ ምእታው ወይ ዘይምቕባል ይውስን።
እቶም ነዚ ዕድል ዝከስብሉ ስደተኛታት ኣብቲ ዩኒቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ (ስደተኛታት ኣብ መንጎ ካልኦት ኣብ ዓመት እንተበዝሐ 30) እዮም ንሳቶም ካብ ኩለመዳያዊ ደገ ማለት ወረቐት ዘለዎም ተጠቀምቲ ክኾኑ እዮም ። ኣብ ከይዲ ምሉእ ትምህርቶም ፣ መምህራን፣ መምህራንን ተምሃሮን ትምህርታዊ ደገፍ ይረኽቡ። ኣብ ምምሕዳራዊ፣ ፋይናንሳዊ፣ ኣባይቲ ወይ ጥዕናዊ ጉዳያት ካብ ምምሕዳራዊን ጥዕናን ሰራሕተኛታት ናይቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ምርካብ ይከኣል እዩ። ኣብ መጀመርታ ዓመት ዝርዝርን ርክብን ብቑዓት ሰባት ዝሓዘ መጽሓፍ ኣድራሻ እውን የቐቡ።
እቶም ኣብዚ መደብ ቅቡላት ዘይኮኑ ተመሃሮ፣ ብኮሚተ ምቕባል ናብቶም ምስ ፕሮፋይሎም ዝያዳ ዝሰማማዕ ኮርሳት ንክመልክቱ እውን ግበር እዩ። ብዘይካ እዚ እቲ ኮሚሽን ንተማሃሮ ምኽንያት ምንጻግ መመልከቲኦም ብንጹር ይሕብርን ናብ ፕሮፋይሎም ዝያዳ ዝሰማማዕ ስልጠና ይመርሖም ምኳኑ ክሕብር ይፈቱ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
jhonny valderramaተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት