ምምስካር ብቅዓት ተመኩሮኻን ኣፍልጦ ምርካብ
ምስ ምስ Parcours d'accès à la reconnaissance des compétences (PARC)
ኣዳላዊ ACPM ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisእንተደኣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝረኸብኩሞ ክእለት ወይ ዲፕሎማ ሃልይኩም፣ ኣሞ ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ዘለዎ ንኽኾነልኩም ምስ እትደልዩ።
ክልተ ተኽእሎታት ኣሎ፤
- ብሞያዊ ተመኩሮኻ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምርካብ ዝተረኽበ ተመኩሮ (VAE) ምጽዳቕ ።
- ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝረኸብካዮ ዲፕሎማኻ ዝመጣጠን ፈረንሳዊ ንምርካብ ምስ ማእከል ENIC-NARIC ናይ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ምሃብ ።
ደገፍ ንምርካብ፡፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝጸንሑ
- ኣብ OFII CIR (Republican Integration Contract) ድሕሪ ምፍራሙ
- ወይ ድማ ሕጋዊ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን።
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝጸንሑ
- ኣብ OFII CIR (Republican Integration Contract) ድሕሪ ምፍራሙ
- ወይ ድማ ሕጋዊ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 146 Avenue du Maréchal Foch, 83000 Toulon
- 07 86 58 84 19
- territoire.toulonnais@acpm.eu
Chargement de la carte...
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምስክር ወረቓቕተይ ማለት ዲፕሎመይን ተመኩሮታተይን"ENIC-NARIC / VAE"ተቐባቅልነት ከምዝረክብ ምግባር፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ACPM-83ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት