ዲፕሎማታኹም ኣፍልጦ ንክህልዎ ግበሩ
ምስ ምስ Formation "Talents" BOP 104
ኣዳላዊ Espace Pédagogie Formation France (EPFF) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisምስታፍ ናይ ጉጅለን ውልቃውን ደገፍ ዓውደ መጽናዕትታት ን፤
- ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማታት ኣፍልጦ ምሃብ ምርዳእ ዝዕእለመ እዩ።
- ዲፕሎማኹም ብማእከል ክግምገም ዝኽእል እንተኾይኑ ኣረጋግጽ ENIC-NARIC ኤኒክ-ናሪክ
- ሰነዳት ኣዳልዩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስርሕ ምዝዛም።
ምፍላጡ ዘገድስ ማእከል ENIC-NARIC ናይ ወጻኢ ዲፕሎማታት ይግምግምን ብመሰረት ስርዓት ፈረንሳ ደረጅኦም ይገልጽን። እዚ ገምጋም እዚ ኣብ ፈረንሳ ስራሕ ከማኡውን ፡ ትምህርቲ ወይ ስልጠና ንምርካብ የኽእል።
ኣዝዩ ምፍላጡ ኣብዚ ንምስታፍ ግድን፤
-ወረቐት ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ምዃን
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክን) ዝፈረሙ እዮም።
- ምህላው ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ።
-ንምርካብ ዲፕሎማታትኩም ምስ ማእከል ENIC-NARIC ኣፍልጦ ክረኽቡ ትደልዩ።
-ወረቐት ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ምዃን
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክን) ዝፈረሙ እዮም።
- ምህላው ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ።
-ንምርካብ ዲፕሎማታትኩም ምስ ማእከል ENIC-NARIC ኣፍልጦ ክረኽቡ ትደልዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ምስክር ወረቓቕተይ ማለት ዲፕሎመይን ተመኩሮታተይን"ENIC-NARIC / VAE"ተቐባቅልነት ከምዝረክብ ምግባር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epff13ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
bahaeddine1996ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
epffኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ