ምርካብ ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ (6th arrondissement) ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ DU Passerelle - Institut de langue et de culture françaises (ILCF) - Institut catholique de Paris
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Institut de Langue et de Culture Françaises ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 joursእንተደኣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Gateway ምምሃር ደሊኹም፣ እሞ ሓተትቲ ዑቕባ፡ እኝተኮይንኩም ወይ እውን ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም።
እዚ ናይ DU Passerelle ናይ ስልጠና መደብ ከምዚ ዝስዕብ ይህብ፤
- ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ፣
- ምስታፍ ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣
- ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክት ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ ምርካብ ስልጠና፣ ንምስታፍ ደሊኹም ክትፈልጥዎ ዘለኩ ነገራት እቲ ስልጠና ን8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ መስከረም ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ምፍላጡ ጽቡቕ ኣዩ።
ከምኡውን ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ኮርሳት ኣለዉ። እዚ ገጽ እዚ ብኢንስቲትዩት ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ዝወሃብ ኮርስ የቕርብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
74, Rue de Vaugirard, Paris 6e Arrondissement
Chargement de la carte...
ምምሃር
ፈረንሳይ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
Utilisateurኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
arnis_0ተርጓሚ/ሚት
benjaminrebroweተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
Carteeeተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት