ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Reims ራንስ
ምስ ምስ le DU Passerelle - Université de Reims Champagne-Ardenne
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Reims Champagne-Ardenneኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል Passerelle (DU) ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም ።
እዚ መደብ ኣዚ ን240 ሰዓታት ዝጸንሕ ኮይኑ “ መደብ ምውህሃድ ቋንቋን ባህላውን ንተማሃሮ ኣብ ስደት ” ከምዚ ዝስዕብ የቕርብ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ንጥፈታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ ይኹን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...ምርካብ ወዘተ
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ስልጠና እንተወሓደ ን 1 ሰሚስተር (4 ወርሒ) ዝወስድ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት ይወስድ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ራንስ Reims Champagne-Ardenne ሻምፓኝ-ኣርደን ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-reimsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
djedoተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
olgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት