ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ንሲቪካዊ ፈተና ተዳሎ፡ከምኡውን ንስራሕ ዝኸውን
ምፍላጥ ኣብ ደረጃታት A1, A2, B1 and B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ። ብሕታዊ ደገፍ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት። ምድላው ንሲቪካዊ ፈተናን ምልላይ ምስ ሞያ ኣላዪ።
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 26 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምፍላጥ ኣብ ደረጃታት A1, A2, B1 and B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ። ብሕታዊ ደገፍ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት። ምድላው ንሲቪካዊ ፈተናን ምልላይ ምስ ሞያ ኣላዪ።
ምርካብ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዲግሪ ዘለካ ሞያዊ ቴራፒስት ዲኻ? ኣብ ፈረንሳ ስልጠና ከመይ ጌርካ ከም እትጅምሩ፡ ንፈተናታት ትዳሎ፡ ከምኡ’ውን ናይ መንግስቲ ዲፕሎማ
ምስራሕ ኣብ ዓውደ ሕክምና ስራሕ ሓጋዚ ሕክምና ኣብ ጎኒ ሓኪም ክትሰርሕን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ክትረኽቡ ምኽኣል።
ምልዋጥ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝረኸብካዮ ወይ ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ጥዕና ዲፕሎማ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽትሰርሕ ኣፍልጦ ወይ ፍቓዱ ከተመልክቱ፣ ከምኡ’ውን ከከም ሞያኻ ከም ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ በዓል ሞያ ክትሰርሕ ወይ ክትምስርት ትኽእሉ።
ምርካብ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝረኸብዎ ዲፕሎማ ቴክኖሎጂ ራድዮሎጂ ዘለዎም ሰባት ዝጥዕሙ ስልጠና ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ክሰርሑ ንኽኽእሉን ክኽተልዎም ዘለዎም መስርሕ።
ምርካብ ኣብ ጽላት ውልቃዊ ክንክን ነጻን ዝኽፈልን ስልጠናን ናይ ስራሕ ምድላይ ሓገዝን። ንኣረጋውያን ኣላዪ፡ ሓጋዚ ገዛ ወይ ውልቃዊ ሓጋዚ ምዃን ።
ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ናይ 6 ወርሒ ሙሉእ ግዜ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ንናይ ሕክምናን ማሕበራውን ሞያታት ልምምድ
ምዃን ሰራሕተኛ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም መስርሕ ምክያድን
ምስራሕ ኣብ ክንክን ህጻናት ኣብ ፈረንሳ፣ እሞ ዲፕሎማኹም፣ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተረኽበ ምስ ዝኸውን፣ ከመይ ጌርኩም ናብ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ትቕይርዎ ዘርኢ መስርሕ
ምቕያር ናይ ብፓራሜዲካል ዲግሪ ከመይ ጌርኩም ብቕልጡፍ ስራሕ ከም እትረክብ ። መጽናዕቲ ዳግማይ ንምጅማር ዝሕግዙ ኣማራጺታት፡ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ምኽሪ
ምኽኣል ንምስራሕ እቲ ሓጋዚ ሕክምናዊ ህጹጽ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ ማእከላት ጻውዒት ሳሙ ንዝግበር ጻውዒታት ምስራሕ ንምኽኣል SAMU ።
ምእንቲ ከም ተሓባባሪ ክሊኒካዊ ምርምር (CRA) ወይ ቴክኒሻን ክሊኒካዊ መጽናዕቲ (TEC) ኮይኑ ምስራሕ
ምምሃር ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምውሳድ ነጻ ስልጠና ውሰድ፣ ናይ ስራሕ ውዕል ምፍራምን ድጋፍ ይግበረልኩም ።
ምርካብ ስልጠና ናይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝረኸብካዮ ናይ ኣመጋግባ ብቕዓት እንተሃልይኩም? ትምህርትኹም ከመይ ጌርካ ከም እትጅምር ምፍለጥ፡ ምቹእ መደብ ስልጠና ምረጽ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ፈረንሳ ክኢላ ኣመጋግባ ንምዃን ገንዘባዊ ሓገዝ ምርካብን
ምድህሳብ ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት masseur-kinésithérapeuteክትሰርሑ ዝዓለመ ስልጠና ።
ምስራሕ ከም ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ድሕሪ ምውሳድ
ምኳን ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምድህሳስ ዝተፈላለዩ ዝልጠናታት ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳምስልጣን ፓራሜዲክ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እትመሃሩ diplôme d’État ምእንቲ ክትፈልጡን ።
ማንቲ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ ንሓጋዚ ገዛ፡ ኣላዪ፡ ኣላዪ ህጻናት ክትከውን ንምርካብ
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
Découvrir comment faire pour avoir le diplôme et pouvoir travailler comme assistant dentaire en France
ምርካብ ዕድል ምስራሕ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉሳላ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi)፡ ብዛዕባ ብነጻ ብኢንተርነት ብዛዕባ እቶም ብመቑጸርቲ ኣዝዮም ተደለይቲ ስራሓት ተማሃሩ፡ ኣፕሊኬሽን ዲቨሎፐር፡ ዳታ ተንታኒ፡ ሶፍትዌር ቴስተር...
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,ናብ ዕዳጋ ስራሕ ንምእታው ብኢንተርነት ስልጠናን ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብን ተዳሎ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ ወግዓዊ ዲፕሎማ። ሰሙናዊ ደገፍን ምክትታልን ።
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።