ምስልጣን ብኦን ላይን ወይ ብ ኢንተርኔት ትምህርቲ
ምስ ምስ OpenClassrooms
ኣዳላዊ OpenClassrooms , France Travailኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail. ዝተመዝገቡ ስባት ነጻ ናይ ኦንላይን ስልጠና ኮርሳት ዝህብ መስርሕ እዩ ።
እምበኣር እዞም ኮርሳት እዚኦም ካብ ገዛኹም ብምዃን ኮይንካ፡ ብኮምፒተርን ኢንተርነትን ሞያ ክትመሃር የኽእልኹም።
ብሳላኦም ድማ ሓደስቲ ክእለት ክትመሃርን ብመልመልቲ ንዝጠልቦ ስራሕ ክትስልጥንን ኮርስ ክትወስድ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምምዝጋብ ግድን፤
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገቡ
- ምህላው ኮምፒተርን ምትእስሳር ኢንተርነትን ክህልዎም እዩ።
- ምርካብ ምሉእ ግዜ ክቐርብ
- ተበግሶንድራኸ ክህልዎ
- ከምኡውን እንተወሓደ ደረጃ B2 ናይ ፈረንሳ ምህላው ክህልዎም
- ምርካብ ንዝተመርጸ መደብ ስልጠና ዘድሊ ደረጃ ትምህርቲ ክህልዎም: ናይ ካልኣይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ተመጣጣኒ 2 ወይ 3 ዓመት ድሕሪ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ።
ኣስተውዕሉ ንገለ መደባት ብዘይ ዲፕሎማ ምምዝጋብ ከም ዝከኣል ኣስተውዕሉ።
ኩሎም ዝርከቡ ናይ ስልጠና መደባት ኣብዚ ici ርኸብዎም።
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገቡ
- ምህላው ኮምፒተርን ምትእስሳር ኢንተርነትን ክህልዎም እዩ።
- ምርካብ ምሉእ ግዜ ክቐርብ
- ተበግሶንድራኸ ክህልዎ
- ከምኡውን እንተወሓደ ደረጃ B2 ናይ ፈረንሳ ምህላው ክህልዎም
- ምርካብ ንዝተመርጸ መደብ ስልጠና ዘድሊ ደረጃ ትምህርቲ ክህልዎም: ናይ ካልኣይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ተመጣጣኒ 2 ወይ 3 ዓመት ድሕሪ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ።
ኣስተውዕሉ ንገለ መደባት ብዘይ ዲፕሎማ ምምዝጋብ ከም ዝከኣል ኣስተውዕሉ።
ኩሎም ዝርከቡ ናይ ስልጠና መደባት ኣብዚ ici ርኸብዎም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
margotgltምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
isenninተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
oleተርጓሚ/ሚት
openclassroomsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ