ምስራሕ ከም ናይ ሰራሕተኛ ገዛ
ምስ ምስ each One
ኣዳላዊ each One ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእንታይ እዩ እቲ ስልጠና ?
እቲ ስልጠና እዚ፣ ሓደ ሰብ እንተደኣ ናይ ገዛ ሰራሕተኛ ኮይኑ ንምስራሕ ደልዩ ስራሕ ናይ ገዛ ሓገዝ ንምምሃር ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ቀዋሚ ውዕል CDI ዘጨብጥን እዩ።
እቲ ስልጠና ካብ 27 ሰነ ክሳብ 23 መስከረም 2024፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ኣብ Île-de-France ማለት ፓሪስን ከባቢኣን ዝካየድ እዩ።
እትመሃርዎ ትምህርታት :
- ነቲ ኣብ መዓልታዊ ንምስልሳል ዝሕግዝ ኣገባባኣት ናይ ገዛ ኣተሓሕዛ ምኻኣል።
- ዕማማት ጽሬት ገዛ (ኣስፔዛ ምግባር፡ ምጽራይ ገዛ ወዘተ) ምኽኣል
- .ከከም ድሌታናይ እቲ ሰብ ዝሰማማዕ መግቢ ምድላው
መመልከቲ ንምቕራብ ግድን፤
- ንኽሰርሑ ፍቓድ ዘለዎ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም
- ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳዊ A2 ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ወይ ኣብ መስርሕ ምምዝጋብ ክምዝገብ
- ኣብ 3 ኣዋርሕ ስልጠና ምሉእ ግዜ (ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት፡ ምሉእ መዓልቲ) ክህሉ
- ንኽሰርሑ ፍቓድ ዘለዎ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም
- ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳዊ A2 ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ወይ ኣብ መስርሕ ምምዝጋብ ክምዝገብ
- ኣብ 3 ኣዋርሕ ስልጠና ምሉእ ግዜ (ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት፡ ምሉእ መዓልቲ) ክህሉ
ኣብ ዓመት፡ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት (ምክፍፋል፡ መጓዓዝያ፡ ጥዕና፡ ባንክ ወዘተ) ከምኡ’ውን ኣብ ሓያሎ ከተማታት (ፓሪስ፡ ሊዮን፡ ቦርዶ፡ ማርሴ፡ ሊል ወዘተ) ሓያሎ ስልጠናታት ኣለዉ። ici. እቲ መደብ ኣብዚ ኣሎ።
ኣብ መወዳእታ ድማ ስራሕ ናይ ገዛ ሓገዝ ንምምሃር ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ቀዋሚ ውዕልCDI CDD ምፍራም ዘኽእል ስልጠና ምስታፍ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
eachoneተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት