Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)

ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 дні тому

እቲ Le compte personnel de formation (CPF) ውልቃዊ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ንስልጠን ክትምዝገብ ዘኽእለኩም ድምር ገንዘብ ዘለዎ ሕሳብ እዩ። ዓመት ምሉእ ብዙሓት ናይ ስልጠና ኮርሳት ደረጃታት ኣለዉ፣ ኣብ ብዙሕ ዛዕባታት፣ እዚኦም ድማ ብሰርቲፊኬት ወይ ዲፕሎማ ይዛዘሙ። እቲ ዕላማ ሓደሽቲ ሞያዊ ክእለት ምምሃርን ስራሕ ንምስጓም ወይ ንምቕያር እዩ።

እቲ ናይ ውልቂ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ንዝኾነ ንጡፍ ሰብ ዝተዳለወ እዩ :

  • ሰራሕተኛ ወይ ናይ ናይ ውልቂ ሕርሻ ምስ እትኾኑ
  • ኣባል ሊበራል ዝበሃል ወይ ርእሰ-ተኣማንነት ዘለዎ ሞያ (auto-entrepreneurs, ናይ ስነጥበብን ንግዲ…)
  • ከምኡውን ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ወከልቲ መንግስታዊ ጽላት (ሲቪል ኣገልገልትን ውዕል ዝሰርሑን)።
ምፍላጡ ዘገድስ! እንተደኣ ትሕቲ ብጽሕና እንተኾንኩም CPF መሰል ኣለኩም፤
- ካብ 16 ዓመት ዕድመ ጀሚርኩም ሞያዊ ንጥፈት እንተሃልዩኩኩም`
- ካብ 15 ዓመት ጀሚርኩም ኣብ ናይ ስራሕ ልምምድ ውዕል እንተጌርኩም። au chômage ስራሕ እንተዘይብልኩም ፡ ድሮ ገንዘብ እንተሃልዩኩም፡ ናይ CPF ሕሳብካ ናይ ምጥቃም ተኽእሎ ኣሎኩም።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!

CPF ንምጥቃም ከተረጋግጽ ኣለኩም፣ መንነትኩም መታት ንምርግጋጽን ካብ ምትላል ንምውጋድን ውሑስ ሜላ እዩ (ኣገባብ 2ን 3ን ርአዩ)።
ውልቃዊ ሓበሬታኹም ብተሌፎን ንዝኾነ ሰብ ፈጺምካ ኣይትሃቦ። ኣብ ሲፒኤፍካ CPF, ግዳይ ምትላል ኮይን እንተመሲሉካ፡ ኣብ ታሕቲ ናይዚ ወረቐት ዘሎ ናይ መወዳእታ ስጉምቲ ርአዩ።

እዚ ከከም ሞያዊ ኩነታትኩም፡ ኣብ ዓመት ካብ CPF ገንዘብ ትረክብ (ብዘይካ ብሰዓታት ዝተቖጽረ CPF ዘለዎም ኣገልገልቲ መንግስቲ)። ብዝሰራሕካ መጠን ኣብ ሲፒኤፍካ ዝያዳ ገንዘብ ኣለካ። ብድሕሪኡ ናይ ስልጠና ኮርስ መሪጽካ ነዚ ገንዘብ ተጠቒምካ ክትከፍሎ ትኽእል ኢኻ (ስጉምትታት 4ን 5ን ርአዩ)።

ምፍላጡ ዘገድስ
እቶም ቀንዲ ስጉምትታትን እገባባትን ኣብዚ ብስእሊ ተገሊጾም ኣለዉኹምs ici
ብዛዕባCPF ኣብዚt ici, ዝሕተቱ ቀንዲ ሕቶታት ኣብዚ ኣለው፣ ሓፈሻዊ መልስታት ሒዞም ኣለዉ ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ኣብዚ ጠውቑ Mon Compte Formatio
  • ኣብ ኮምፑተርኩም
  • ኣብ ኣፕሊኬሽን ዳውንሎድ ካብ l’App Store ou Google Play.ግበሩ

2. ኣብ "ሎግ ኣብ" ጠውቕ ኣብ "ሕሳበይ ፍጠር" ጠውቕ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብኣብ ረፉጂ ኣንፎ ኣለኩም ኣብዚ ጠውቑ

3. ናይ መወዳእታ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ Numéro de sécurité sociale définitif (13 ኣሃዝ ዘለዎ ቁጽሪ ካብ 1 ንደቂ ተባዕትዮን 2 ንደቂ ኣንስትዮን ዝጅምር፡ ኣብ ካርድ መድሕን ጥዕና ዝተጻሕፈ)ን ዕለት ልደትኩምንጽሓፉ።

> ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info "Avoir une carte Vitale"

4. ውሑስ ፓስዎርድ (ቁጽሪ፡ ፊደላትን ፍሉያት ፊደላትን ዘለዎ) ፈጢርና "Continue" ዝብል ጠውቕ።

  • ቁጽሪ ቴለፎንኩም ኣእትዉ
  • ናይ ኢመይል ኣድራሻኩም
  • ናይ ጵስጣ ኣድራሻኹም
  • ናይ መወዳእታ ዲፕሎማኹም (እንተደኣ ሃልይኩም

5. ውሑስ ፓስዎርድ (ቁጽሪ፡ ፊደላትን ፍሉያት ፊደላትን ዘለዎ) ፈጢርና "Continue" ዝብል ጠውቕ። 6. ን15 ደቓይቕ ዝጸንሕ 6 ኣሃዝ ዘለዎ ናይ ጸጥታ ኮድ ብኢመይል ክመጸካ እዩ።

በዚ ኮድ ምዝገባኹም ኣረጋግጹ እሞ "Valider" ጠውቑ።

ኣካውንት ምስ ፈጠርኩም፡ መጠን ናይ ስልጠና መሰልኩም ክትዕዘብ ትኽእል ኢኻ፡Identité Numérique La Poste. ብምግባር ትኽእሉ ኢኹም

ነዚ ንምግባር ምስ እትደልዩ ምፍላጡ ኣገዳሲ መስርሕ!

  • ፈለማ፣ዕድሜኹም ልዕሊ18 ዓመት ክኸውን ይግባእ
  • ሓደ ናይ ቴልፎን (Android ወይ iPhone) ምህላው
  • ሓደ ዶክመንት፣ ከም እኒ (ታሴራ፣ ፓስፖርት ወይ titre de séjour ካርድ ናይ መንበሪ ትሕቲ 5 ዓመት ).ምህላው ኣገዳሲ እዩ
  1. ናይ ገዛእ ርእስኹም ኣካውንት ክፈቱ : እሞ ሽዑ
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እንተደኣ ብሓደ ካብዞም ሜላታት ኣካውንትኹም ክትፈጥር እንተዘይክኢልኩም፡ ኣብዚ ዝተገልጸ ካልእ መፍትሒ ብፖስታ ኣሎ ici ( ነዚ ንምግባር ጥንቃቐ፡ እዚ ዝያዳ ግዜ ይወስድ እዩ )።

2. ድሕሪኡ መንነትኩምንምጽራይ ክረጋገጽ ኣለዎ፤

  • ኣብ ሓደ ፖስታ ቤት bureau de poste
  • ብርሑቕ ብቪድዮ ዝተሰነየ መረጋገጺ ናይ መንነት ሰነድኩምን ብወረቐትን ሒዝኩም ምኻድ ይከኣል እዩ
  • ወይ እውን ኣብ ኣድራሻኩም ኣብ ገዛኹም ደብዳቤ ብምስዳድ ይከኣል

  1. ኣብ ስልክኹም La Poste Digital Identity ዝብል መተግበሪ ከፊትኩም ርኸቡ"Commencer" ዝብል ጠውቕ።
  2. ነቲ Acceptez les conditions ዝብ ል ቅቡል ግበርዎ
  3. ቁጽሪ ቴለፎን ኣእትዉ፣ 4 ኣሃዝ ዘለዎ ምስጢራዊ ኮድ ክትመርጽ ኣለኩም ተጠንቀቕ፣ ተኸታታሊ ቁጽርታት ወይ
  4. 4 ዕጽፊ ተመሳሳሊ ቁጽሪ ክትወስድ ኣይትኽእሉን ኢኹም ኢኻ: 1234, 2222...)።

ምፍላጡ ኣገዳሲ !

ምፍላጡ ዘገድስ
ዲጂታላዊ መንነትኩም ካብ CPF ወጻኢ ንኻልእ ኣገባባት ንኣብነት ግብሪን መለት ሌዛምፖ ምዝገባ ዋንነት መኪናን ሊብሬቶ ክትጥቀመኡ ትኽእሉ ኢኹም።

  1. ናብ ሓሳብኩም ንንምእታው ኣብዚ ጠውቑ CPF , ብመገዲምስ FranceConnect+ ምእታው ይከኣል እዩ
  2. ብምስዓብ ቁጽሪ ተሌፎንኩም ጽሓፉ።
  3. ኣብ ስልክኹም ዝመጸኩም መተሓሳሰቢ ጠውቑ።
  4. ነቲ ናይ መረጋገጺ ሕቶ ብ4 ኣሃዝ ዘለዎ ናይ ላፖስት La Poste. ዲጂታላዊ መንነትኩም ምስጢራዊ ኮድካ ኣረጋግጹን ።
  5. ኣብ ሕሳብኩም ዘሎ መጠን ገንዘብ ኣረጋግጹ
  6. ብድሕሪ ኣብ ሕሳብካ ክንደይ ገንዘብ ከም ዘለካኩም ምስ ኣረጋግጽኩም ።Recherche ስም ናይ ሓደ ዝምስጠሉሞያ ወይ ክእለት ጽሓፍ (ንኣብነት: ወዘተ ኢልኩም ጸሓፉ)።
ምፍላጡ ሰገድስ! ነቲ ስልጠና ብርሑቕ (ብኢንተርነት ብኮምፒተር ወይ ብተሌፎን) ወይ ብኣካል (ኣብ ማእከል ስልጠና) ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ ።
ብኣካል እንተደሊኻ፡ ኣብ ጥቓኻ ዝርከብ ማእከል ንምርካብ ፖስታ ኮድኩም ኣእቱ።

ካብ ዝርዝር ውጽኢታት ናይ ስልጠና ኮርስ ንምምራጽ፡ ብደቂቕ ምርኣይ ይከኣል፤

  • እቲ ከም ዝክፈሎ ዋጋ
  • ብዝሒ ሰዓታት
  • ኣብ መወዳእታ ክትወስድው እትኽእሉ ዲፕሎማ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ኣረግጹ
  • ማእከል ስልጠና ምፍላጥ

ኣብ Filtres ናብ ላዕሊ የማን ብምኻድ ዕለታት፡ ሪቪው፡ ሰዓታት (ክላስ ኣብ መዓልቲ፡ ምሸት፡ ሰሙን መወዳእታ ወዘተ) ርአ።

ተወሳኺ ዝርዝር ንምርካብ ነቲ ናይ ስልጠና ቅጥዒ ክፈቶ፡ መደብ፡ ምዝገባ፡ ቁጽሪ ተሌፎን ናይቲ ማእከል ስልጠና።
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብቐጥታ ናብቲ ማእከል ስልጠና ደውሉ።

ምፍላጡ ዘገድስ ድሕሪ ሓደ ዓመት ስራሕ ካብ መሰል ንስልጠና ዝወጽእ ገንዘብ ኣብ ዝቕጽል ዓመት ናብ CPF ይውሰኹ።
ኣብ ሲፒኤፍካ CPF ዘሎ ገንዘብ ግብሪ ኣታዊ ኣይኮነን፣ ምእዋጅ ኣየድልየኩምን እዩ።

በዚ ድማ ኣብ ቀጻሊ ዝሰማምዓኩ` ዝሰማማዓኩም ናይ ስልጠና ኮርስ ንምምራጽ፡ ካብ ኣማኻሪ ሞያዊ ምዕባለ ብነጻ ሓገዝ እውን ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ኣማኻሪ ንምርካብz ici. ጠውቑ ።

ክፍለጥ ዘለዎ ኣገዳሲ ነገር
እዚ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ዝሕግዘኩም እንተኾይኑ፡ ድሮ ፍቓድ ምዝዋር መኪና እንተዘይብልኩም፡ ንፍቓድ ምዝዋር መኪና (ፍቓድ B, C1, C, D1, D, C1E, CE, D1E, DE) ንምኽፋል CPF ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ተመሳሳሊ ምድብ እዩ።

ዝምስጠኩምናይ ስልጠና ኮርስ ምስ ረኸብካ፡ ኣብ የማን ናይቲ ፎርም ዘሎ ❤️ ብምጽቃጥ ድሕሪ እዚ ብቐሊሉ ክትረኽቦ።

እንተዘይኮነ ድማ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ናይ ስልጠና ኮርሳት ምስ መረጽካ፡ ኣብ "Demander un devis" ጠውቕ። ነፍሲ ወከፍ ማእከል ስልጠና ኣገዳሲ ሓበሬታ ክሰደልካ እዩ፡ ዋጋታት፡ ሰዓታት፡ ዕለታት... ከተነጻጽሩ ድማ ትኽእሉ ኢኹም።

  1. እንተደኣ ምስቲ ሰነዳትን ዋጋ ናይቲ ማእከል ስልጠናን ምስ እትሰማምዑ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።
  2. ናብ CPF ኣካውንትካ ኣቲኩም ናብቲ ዝመረጽኩም ስልጠና ብምኻድ"inscription en formation" ዝብል ጠውቕ።
  3. ፋይልኩም ንምፍታሽ፣ ምዝገባኻ ንምውዳእን ንምኽፋልን 4 ናይ ስራሕ መዓልታት ኣለካ።

ዋጋ ስልጠና ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ፡ €102,23 ክትከፍል ግዴታ እዩ።

ንምርዳእ ዝኸውን ንኣብነት: ኣብ CPF €1000 ኣለኩም ንበል፣ እቲ ስልጠና €1000 ይኸፍሎ ዋጋ ድማ። ካብ CPF €896,89 ይኽፈለልኩም €103,20 ድማ ትኸፍሉ ይግባእ።

ምፍላጢ ዘገድስ
- እንተደኣ ስራሕ ኣልቦ ኴይኩም ወይ ኣብ ዳግመ ስልጠና እንተሃሊኹም፡ሾማጅ እቲ 102,23€ ኣይትኸፍሉን ኢኹም።
- ሰራሕተኛ እንተኴንኩም፡ ንኣስራሒኹም ነቲ €100 ንምኽፋል ምሕታት ፈትኑ
- ኣብ ሲፒኤፍካ CPF ዘሎ ገንዘብ ነቲ ስልጠና ንምኽፋል እኹል እንተዘይኮይኑ፡ ካልኦት መሓውራት ንሓዝ ምሕታት ይከእል እዩ ። ንኣብነት ናይ ክእለት ኦፕሬተርናይ (OPCO)፡ opérateur de compétences (OPCO), l'Agefiph, ከምኡን conseil régional,እንተላይ mairie, le conseil départemental, France Travail (ናይ ቅድም ፖለምፕልዋ), ገለ ትካላት compte engagement citoyen (CEC)... ወዘተ ምሕታት ይከኣል።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እምበኣከም ምፍማር እቲ ማእከል ስልጠና ዝጅመረሉ ዕለት፣ ኣድራሻ (ብኣካም እንተኾይኑ)፣ ወይ እውን (ብርሑቕ እንተኾይኑ) ክሰደልኩም ሟኑ ፍለጡ ።

ገለ ማእከላት ስልጠና ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ውልቃዊ ቃለ መሕትት የዳልዋ።

ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ነቲ ስልጠና ክትግምግሞ (ርእይቶኩም ክትህብን ደረጃ ክትህብን) ዕድል ክህልወኩም ምዃኑ ኣብ ግምት ኣእትዉ።

መመልከቲኹም ተቐባልነት ረኺቡ ግን ጸገም እንተሃልዩኹም፡ ስልጠናኹም ክትዝርዙዎ ወይ ደው ከተብሎ ይከኣል እዩ፡ ግን ብዘይ ውሕስነት ምሉእ ገንዘብ ክምለሰልካ።

እቲ ናይ ምምላስ ኩነታት ከከም ኩነታትኩም ዝተፈላለየ እዩ ናይ ፤

ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ምስራዝ ሓበሬታ ኣብዚ ኣሎኩም ici


  • ተጠንቀቑ! ኣብዚ እዋን እዚ ብዙሓት ምትላል ኣብ ኣካውንትካ ዒላማ ብምግባር ነቲ ኣብ CPF ዘሎ ገንዘብ ክትሰርቕ ዝፍትን ኣሎ። እዚ ምትላል እዩ።

    CPF ተጠቒምካ ነጻ ስልጠና ወይ ምጉዳል ዝህብ ኢመይል፡ መልእኽቲ ጽሑፍ ወይ ጻውዒት እንተመጺኡምኩም፡ መልሲ ኣይትሃቡ ወይ ቴለፎን ኣይትዓጽዉ። ዝኾነ ማእከል ስልጠና ሞያዊ ንውልቃዊ ሓበሬታ ክትህቡ የብልኩምን፣እዚ ንምግባር ወይ ክሓትት ፍቓድ የብሉን።

    ስም ተጠቃሚኻ፡ ፓስዎርድካ፡ ፒንካ ወይ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ ፈጺምኩም ኣይትሃቡ። ናብ ኣካውንትኹም እትኣትዉ ንስኹም ጥራይ ክትኾኑ ይግባእ ።.

እንተደኣ : ግዳይ ምትላል እንተኾንኩም ኣብዚ ናይ ምትላል ጸብጻብ ገጽ ብምእታው ከከም ኩነታትኩም ዝኮንኩሞ ብምምራጽ cette page Signalement de fraude እንተደኣ ን ኹነታትኩም አገጥም ረኺብኩም ኣብኡ ኣቲኹም ኣመልክቱ።

መልሲ ተጸበዩ፣ እዚ እናገበርኩም ግን :እዚ ዝስዕብ ጥንቃቐ ግበሩ

  • changez immédiatement votre mot de passe ብ ቕልጡፍ ኮድኩም ንምቅያር ኣብዚ እየዉ። . ኣይትረራጠሩ ንምቕያሩ።
  • ኣረጋግጹ ኣብኢመይልኩም ብዛዕባ እቲ ናይ ምቕያርኩም ሓበሪኣታ CPF (ኢመይል ቴለፎን...) ናይ ሓበሬታ ማእከል ብምምጻእ እውን
  • ንኹሉ መርትዖታት ምዝገባኹም ንሓደ ስልጠና ኮርስ (ስም ናይቲ ስልጠና ኮርስ፣ ስም ናይቲ ማእከል ስልጠና፣ ኣድራሻ ፖስታ፣ ኣድራሻ ኢመይል፣ ቁጽሪ ተሌፎን፣ ውዕላት ስልጠና ወዘተ) ኣቐምጡ
  • ምኽሪ ንምርካብ ምስ መድረኽ ሓበሬታ ምትላል ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ብስልኪ ቁጽሪ 0 805 805 817 (ነጻ ቁጽሪ ተሌፎን) ተወከሱ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 9፡00 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 6፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ክፉት እዩ።
  • ኣብ መደበር ፖሊስ ወይ ጀንደርሜሪ፡ ወይ ድማ ብጽሑፍ ናብ ዓቃቢ ሕጊ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘለካ ፍርዳዊ ቤት ፍርዲ፡ ኩሉ ዘለካ መርትዖታት ኣቕሪብካ ጥርዓን ኣቕርብ። commissariat de police ወይ ኣብ gendarmerie ወይ du tribunal judiciaire dont vous dépendez
ምፍላጡ ዘገድስ
ማሕበር ግዳያት ፈረንሳ ብነጻ ይሕግዘኩም: ናብ 116 006 ደውሉ (ናጻ ጻውዒትን ኣገልግሎትን፣ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ) ወይ ድማ ናብ victimes@116006.fr ኢመይል ስደዱ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_73964372ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles