ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ምስ ምስ ቤት ትምህርቲ ጉስታቭ École Gustave
ኣዳላዊ Ecole Gustave ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ጽላት ህንጻ ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ፣ ሞያ ቱቦ/መሃንድስ ምውዓይ ወይ ኤሌክትሪሻን ንምምሃር . እዚኦም ብኩባንያታት ኣዝዮም ተደለይቲ ሞያታት እዮም።
እቲ ስልጠና ብኽልተ መድረኻት ዝውደብ እዩ፤
- መሰረታዊ ትምህርቲ ናይቲ ሞያ ንምምሃርን ብዝተኻእለ መጠን ብዙሕ ቴክኒካዊ ክእለት ንምምሃርን ናይ ሰለስተ ወርሒ ጽዑቕ ኮርስ (399 ሰዓታት ትምህርቲ) ። ከከም ኩነታትካ ካብ ፖለ ኢምፕሎይ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።
- ናይ 12 ወርሒ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ ንግዲ (3 ሰሙን ኣብ ንግዲ ሓደ ሰሙን ድማ ኣብ ቤት ትምህርቲ)።
ዕለታት፡ ምጅማር ስልጠና መጋቢት ሓምለ ከምኡውን ሕዳር 2024።
ኣዝዩ ዘገድስ
እዚ ስልጠና እዚ እናተኸፈለኩም እትስልጥንዎ ኮይኑ፣ ወላ ዲፕሎም ኣይሃልኹም ክትሳተፉ ትኽእልኩ ኢኹም
እዚ ስልጠና እዚ እናተኸፈለኩም እትስልጥንዎ ኮይኑ፣ ወላ ዲፕሎም ኣይሃልኹም ክትሳተፉ ትኽእልኩ ኢኹም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
nourምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
jeangustaveኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት