ሞያዊ ርድኢትን ስራሕ ሕርሻ ኣብ ፈረንሳ ንምህላው
ምስ ቨንገርስ ሞንድ
ኣዳላዊ Vergers du Monde ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому- ኣብ ወግዒ ሓረስቶስ ምጽንባር :ከም ሰብ ሞያ ሕርሻ መጠን ተምክሮኹም ንምክፋልን፣ ኣገባብ ማሕረስ ኣብ ፈረንሳ ሕቶታት ንምቕራብን ምእንቲ ክትክእሉ።
- ዝተፈላለየ ናይ ሕርሻ ቦታታት ዑደት ንኽትገብሩን ማለት ኣብ ፣ ምርባሕ ኣንስሳ፣ ክንክን ኣናህብ (ናይ መዓር ንህቢ), ክንክን ጃርዲን (ፈረታትን ኣግራብን ), ምፍራይ ኣሕምልቲ (ፍረታትን ኣሕምልቲን )...
- ናይ ሃገርኩም ዘሎ ኣገባባት ወይ ቴክኒክ ንምክፋል
- ምትእትታውን ስራሕ : ናይ ተመክሮ ዘቕስመኩም ዕድል ንምርካብ፣ ወይ ፈተነ ስራሕ፣ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምስታፍ መታን ክትክእሉ ።
ነፍስ-ወከፍ ፣ ተሳታፋይ እዚ መደብ፣ ኣብ ዘድምዓሉ ዓውዲ ሕርሻ ንምስታፍ፣ ከም ድሌትኩ፣ ዕላማ ስራሕን ዝሰማማዕ ኣሰልጣኒ፣ ንምርካብ ንኽእል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nadiyaተርጓሚ/ሚት
vergersdumondeተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት