Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምጥራይ ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት

ምስ ምስ OpenClassrooms

ኣዳላዊ OpenClassrooms ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 heures


መደባትናይ ኦንላይንን ናይ ስራሕ-መጽናዕትን ስልጠና ን፤

  • ስልጠና ናይ ኦንላይንን ናይ ስራሕ-መጽናዕትን መደባት ናብ፤
  • ምምሃር ሞያ ተማሃር (ኣብ ሰሙን 1 መዓልቲ)
    ኣብ ሓደ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ዘለዎ ትካል ይሰርሕ (ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት)።


ናይ ኦንላይንን ናይ ስራሕ-መጽናዕትን መደባት ስልጠና ን፤

Pour s'inscrire, il faut :
- ንምምዝጋብ ግድን፤

- ድሮ ኣብ ፈረንሳ ናይ ሓደ ዓመት መደብ ስልጠና ወዲኦም ኣለዉ።
- ንኽትሰርሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ ይሃልኩም: ነባሪ ካርድ፣ ናይ ብዙሕ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ፣: carte de résident, carte de séjour pluriannuelle, መንበሪ ፍቓድ ምስ ምልክት " "Étudiant"..ተማሃራይ"...
ናይ ስራሕ ፍቓድ ምሕታት ኣድላዪ ኣይኮነን።መደባት ስልጠና ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ናይ ዓመት ክጅመር ይኽእል።ici ኩሎም ዝርከቡ ናይ ስልጠና መደባት ኣብዚ ርኸብዎም።

ድሕሪ ምምዝጋብካ፡ OpenClassrooms ትካል ንምርካብ ክሕግዘካ ይኽእል።

እቲ ዕላማ ምፍራም እዩ፤

እቲ ዕላማ ምፍራም እዩ፤

ኣብ እዋን ስልጠና ብሞያዊ ፕሮጀክትታት ኢኻ ትመሃር። ብተወሳኺ ኣብ ሰሙን ብመምህር (ሞያዊ መምህር) ትድገፍ።

ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና፡ ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ diplôme reconnu par l’État. ክትረኽቡ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ናይ ስልጠና ሰዓታት
  • ከምኡውን 1 መዓልቲ ብኢንተርነት ስልጠና 4 መዓልቲ ድማ ኣብ ስራሕ ቦታ።.

  • እቲ ትካል ዝኽፈል ደሞዝ ኣለኩም።
  • ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ስራሕ ልምምድ ወይ ሞያዊ ስልጠና ውዕልካ ደሞዝ ምርካብ።
. ውዕል ስራሕ ልምምድ: ኣብ ዕድመን ዓመትን ውዕሊ ዝተመርኮሰ ደሞዝ፣ ብሚእታዊት ናይቲ ዝተሓተ ደሞዝ (SMIC) u Smic oወይ ድማ ካብቲ ብናይ ሓባር ድርድር ስምምዕነት ናይቲ ስራሕ ዝተቐመጠ ዝተሓተ ደሞዝ (ንልዕሊ 21 ዓመት) a convention collective ዝሕሰብ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ናይቲ ውዕል ዝውስኽውስኽ።
ውዕል ሞያዊ ስልጠና፡ ici u ኣብ ዕድመን ደረጃ ትምህርትን ዝተመርኮሰ ደሞዝ።
ኣብዚ ደሞዝካ ክትመስል ትኽእል ኢኻ።

ናይ መሻርኽቲ ኩባንያታትs ici ዝቐርቡ ቅድመ-ምድላዋት ተወከሱ

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ልምምድ ስራሕ ዕድል ንምርካብ ici p ኣብዚ ኪዱ

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብኢመይል orientation@openclassrooms.com ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ።

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • ellie 04ተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • inna mazurተርጓሚ/ሚት
  • openclassroomsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles