ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ GEIQ (Groupement d'Employeurs pour l'insertion et la Qualification)
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ስልጠና ፣ ከም ኣላዪ ሕሙማን ኲይንካ ምስራሕ
እንታዩ’ዩ ?
ምእንቲ ተሓጋጋዚ ነርሲንግ ንምምሃር ኣብ ጽላት ጥዕና ብነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ምሃብ ።
እዚኦም ኣዝዮም ተደለይቲ ሞያታት ኮይኖም ኣብ'Ain, la Haute-Savoie, le Rhône et le Jura. ዓይን፡ ሃውት-ሳቮይ፡ ሮንን ጁራን ክምላኡ እዮም።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ እንተወሓደ ብደረጃ B1 ወይ B2 ቋንቋ ፈረንሳ (ብጽሑፍን ብዘረባን) ክህልወካ ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
በአኢ ዕድል እዚ ንሞያ ተሓጋጋዚ ነርሲንግ ዘዳልወካ ብቑዕን ኣፍልጦ ዘለዎን ስልጠና ክትከታተል ትኽእል ኢኻ።
ናይ ስራሕ ውዕልን ናይ ደሞዝ ምርካብ ተኽእሎ፣ ናይ ምዕባይ ዕድል ክህልወኩም ይኽእል ።
በዚ ስልጠና ዲፕሎማኻ ብዓወት ንምዝዛም ኣብ ምሉእ ስልጠናኻ ብውልቂ ምክትታል ትጥቀም።
ከከም ኩነታትካ ናይ መንበሪ ገዛ ሓገዝን ገንዘባዊ ሓገዝን እውን ክህልወካ ይኽእል እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
- ብስልኪ : 04 37 63 87 93
- ብኢመይል : geiqalphee@gmail.com
ወይ ድማ ንዑ ኣብቲ ቦታ ተራኸቡና: GEIQ Santé Social - 469 rue du Bachas - 01150 Lagnieu
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ