S'informer sur la santé sexuelle et être aidé si je suis victime de violences
Information et accompagnement pour mieux vivre la parentalité entre les femmes et les hommes, la vie affective, la santé sexuelle et la prévention des violences
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 50 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
Information et accompagnement pour mieux vivre la parentalité entre les femmes et les hommes, la vie affective, la santé sexuelle et la prévention des violences
ምእራም ኣብ ናይ ልደት ወይ መርዓ ምስክር ወረቐት ጌጋታት ወይ ምጉዳል ምስ ዝፍጠሩ ምስ ቤት ፍርዲ ዳንነት ፓሪስ ወይ OFPRA ከመይ ጌርና መዛግብቲ ሲቪላዊ ኩነታት እትረኽቡን ዝምልከት መስርሕ
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምርካብ ኣፍልጦእገባብ ኣሰራርሓ ንወለዲ ዝወሃብ ስልጠና ፈረንሳ፡ ቤት ትምህርቲ ምርዳእ፡ ስነ-ቓላት፡ ንወግዓዊ ዲፕሎማ ምድላው
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምርካብ ንስድራቤታ ዝቕበል ቦታ ንውላድካ ምእላይ፣ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን መዓልታዊ ህይወትን።
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
ምርካብ ሓገዝ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክዕወት ምሕጋዝ: ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ኣተዓባብያን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ብሓያሎ ቋንቋታት ምርካብ
ምርካብ ነጻ ሕጋዊ ምኽሪ ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን፡ ሕጊ ስድራቤት፡ ሲቪላዊ ሕጊን ሕጊ ዕዮን
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።
ኣብ ግዝያዊ መንበሪ (ኣብ መንጎ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት) ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ደገፍ ንስድራቤታት ኣብ ዶለ Dôle
ምእንቲ ኩነታት ናይ ዕለተ ልደት ምስክር ወረቐትኩም ንምፍላጥ ናብ ኦፍፕራ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
ምእንቲ ምሕታት ሓገዝ ክልተ ወይ(ካብኡ ንላዕሊ ) ቆልዑ፣ እንተ ኣለውኹም ንቤት ጽሕፈት ካፍ ሓገዝ ናይ ፋይናንስ ክትሓቱ ትኽእሉ ዘኽእል ሓበሬታ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ እነሀልኩም ኣገባብ ኣፈጻጽምኡ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ
ምሕዳስ ናይ መንበሪ ካርድ መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ምርካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታ ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ብነጻ መደብ ኣብ መላእ እዋን ኣብ
ናይ ገዛ ኤልከትሮኒካዊ መሳርሒታት (ፎርኖ፣ መሕጸቢ ማሽን፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ወዘተ) ርካሽ ምግዛእ
ምርካብ ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።
ምኽፋት መስመር ተሌፎን፡ ተደዊልኩም ኣብ ኢንተርነት ምእታው፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ክረዲት፡ ሲም ካርድ ምግዛእ