Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ Metz ቤተሰብ ንጥፈታት ምስታፍ

ምስ ምስ Avec Centre Social Pioche

ኣዳላዊ Centre Social Pioche ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

Le Centre Social Pioche est une structure ouverte à l'ensemble des habitants, offrant accueil, animation, activités et services à finalité sociale. C'est un lieu d'initiatives, d'échanges et de rencontres.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ እቲ Le Centre Social Pioche ማሕበራዊ ማእከል ፒዮቸ ምስ ድሌታትኩም ዝተመጣጠነ ሓያሎ ንጥፈታት ኣገልግሎት ነቕርብ። ኣብ ምምዕባል ፕሮጀክትታትን ንጥፈታትን ነሳትፍ ምዃንና ክንሕብረኩም ንፈቱ ።

ማእከል ማሕበራዊ ኣገልግሎትናን ወለዶም ምስ ደቆም። ጸዋታን ንጥፈታትናይ ምርኽኻብ ሓበሬታታትን ኣገልግሎት ይህብ።

ከምኡውን እዚ ንጥፈታት እዚ፣ እብ መዓልታዊ ህይወት ናይ ዝተፈላለዩ ንጥፈት ዘካተተ፣ ኮይኑ፣ ምትሕግጋዛት ናይ ቤተሰብን የጠቃልል እዩ ኣገልግሎትና

እንተደኣ ሰራሕተኛታት ኲንኩም። ኣብ ማእከልና ን ቖልዑኹም ዕዮ ገዛ ን ኽሰርሑ ብተመጣጣኒ ዋጋ ሓገዝ ን ኽግበረልኩም ምእንቲ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጥ ዘገድስ!
እዚ ዝምልከት ክፍሊት ን ኣብ ድሕሪ ትምህርቲ ዝግበር ንጥፈታት ንህጻናት እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ንጥፈታት ማሕበራዊ ማእከል ፒዮቸ Centre Social Piocheንምስታፍ፡ ክትምዝገቡ ኣለኩም።

በቃ ናብ ማሕበራዊ ማእከል ብምኻድ ምልእዎ መመልከቲ ኣልዒልካ ምልኣዮ።

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • alhindi nourተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • katrousyaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • sarah d'adomaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles