ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Formation pour les parents
ኣዳላዊ Espace Pédagogie Formation France (EPFF) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ስልጠና እዚ ንወለዲ ንምሕባር ማለት ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦም ከባቢታት ማርሴ ወይ ቪትሮለስ : ኣብ ቤት ትምህርቲ ዝመሃሩ ህጻናት ክፉት ስልጠና ንኣብ እዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ኣሎና፤
- ምእንቲ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሓ ምርዳእ ክትክእሉ
- ን ኣፍልጦ ብዛዕባ ህጻናት ክዕወቱ ምሕጋዝ: ደገፍ ዕዮ ገዛን ምክትታል ምዕባለን።
- ዝሓሸ ውህደት ምስ ሕብረተሰብ፡ ሞያዊ ውህደት፡ መፍትሒታት ምዝውዋር ክትክእሉ
- ክምኡውን ወግዓዊ ፈተናታት (DILF, DELF, CFG) et valider son niveau.ክትወስድ ተዳሎን ደረጃኹም ከተረጋግጽጹን።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ነዚ ስልጠና ንምፍጻም ምእንቲ ክትክእሉ ግድን ክማላእ ዘለዎ ነገራት፤
- ምእንቲ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ምህላው (መንበሪ ፍቓድ ወዘተ)
-ምፍላጥ እንተወሓደ ፈረንሳብ ከመይ ጌርኩም ከም እትዛረብ
- ንዝያዳ ኣፍልጦ እንተወሓደ ሓደ ቆልዓ ኣብ ሓደ ትካል ወይ ቤት ትምህርቲ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦም ከባቢታት ማርሴ ወይ ቪትሮለስ ተመዝጊቡ ክህልዎም (ኣብ ታሕቲ ናይቲ ቅጥዒ ዘሎ ዝርዝር ርአዩ)።
- ምእንቲ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ምህላው (መንበሪ ፍቓድ ወዘተ)
-ምፍላጥ እንተወሓደ ፈረንሳብ ከመይ ጌርኩም ከም እትዛረብ
- ንዝያዳ ኣፍልጦ እንተወሓደ ሓደ ቆልዓ ኣብ ሓደ ትካል ወይ ቤት ትምህርቲ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦም ከባቢታት ማርሴ ወይ ቪትሮለስ ተመዝጊቡ ክህልዎም (ኣብ ታሕቲ ናይቲ ቅጥዒ ዘሎ ዝርዝር ርአዩ)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 58 rue Cavaignac, 13003 Marseille
- 04 91 50 84 03
- 7 rue André Chamson, 13003 Marseille
- 04 91 50 87 69
- 38 rue du 141ème RIA, 13003 Marseille
- 04 91 50 23 30
- 15 rue des Gardians, 13014 Marseille
- 04 91 98 19 04
- 10 avenue du Castellas, 13015 Marseille
- 04 91 60 69 89
- Boulevard Simon Bolivar, 13015 Marseille
- 04 91 60 75 62
- 65 Boulevard Paul Guigou, 13127 Vitrolles
- 04 42 15 90 40
- 49 Avenue du 8 Mai 1945, 13127 Vitrolles
- 04 42 79 18 00
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epff13ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
zheidikተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት