Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Centre d'Hébergement et de Réinsertion Sociale (CHRS) Parenthèse

COOP(AGIR
ኣዳላዊCOOP(AGIR

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ፍሉያት ተሳተፍቲቤተሰብን ፣ ቆልዑ ፈረንሳን

ዋጋ

ኣብ መንጎ 50€ ን 300€ ናይ ወርሒዘሎ ዝርዝር

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 12 ወርሒ

ኣበይ ?

ተኣንገዱን ተዓጀቡን ወይ ተሓገዙን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ግዝያዊ መንበሪን ማሕበራዊ ደገፍን ንስድራቤታት (ሓደ ወይ ልዕሊኡ ውላድ ዘለዎ ወላዲን ቆልዑ ዘለዎም መጻምድትን)። ዝዓልመ መደብ እዚ

ምፍልጡ ዘገድስ
መንበሪን ደገፍን ን6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ሓደ ግዜ ዝሕደስ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት ኣብ ንብረት ዘለዎን ኣፓርታማ (T3 ወይ T4) መጽለሊ ንምርካብ ዘኽእል እዩ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ክትከፍሉ ኣለኩም እቲ ክፍሊት ከከም ኣታዊኹም ዝተፈላለየ እዩ እቲ ብጽሒትኩም (ካብ 10% ክሳብ 15%)። ክለውን ይኽእል

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን፣ ምስ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወይ ኣሲስታንት ሶሻል ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ቆጸራ ምግባር ይከኣል፤

  • ኣብ መዳይ ጥዕናዊሕቶታት
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ
  • ሓበሬታ መጓዓዝያ ምውሳድን ምዃኑ’ዩ።
  • ምኽሪ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን ክንክን ህጻናትን ንምርካብ
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም
  • ባህሊ ምንቅስቓሳት ንምግባር
  • ካልእ ቀዋሚ መንበሪ ኣባይቲ ድለዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብቲ ማእከል መንበሪ ምስ በጻሕካ ውዕል ብምፍራም፣ ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽን ናብ ሞያዊ ዓለም ክትኣቱ ንምድላውን ቃል ክትኣቱ።

ኣብ እቲ ማእኸል ኣብ ዝተዳለወ ንጥፈታት ምስታፍ ይከኣል እዩ፤

  • ከም እኒ ባህላዊ ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
  • ኣብ ተፈጥሮ ምጉዓዝ
  • ብሓባር ምምጋብ
  • ንህጻናት ዝኸውን ፈጠራዊ ዓውደ መጽናዕትታት....ንምስታፍ ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

  1. ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወይ ኣሲስታንስ ሶሻል ንስድራቤትካ መንበሪ ሕቶ ይልእኽ።
  2. እቲ ሕቶ ብSIAO(Service Intégré d'Accueil et d'Orientation). ዝመሓደር እዩ።
  3. ቅድሚ ምእታው ምስ CHRS (ማእከል መንበሪን ማሕበራዊ ዳግመ-ውህደትን) ቃለ-መጠይቕ ይህልወኩም።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
mariechrsmariechrsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariecphmariecphኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kaiskaisተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
piedhand1998piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት