ምድጋፍ ንተጠቀምተይ ብዝበለጸ ሓበሬታ ን ኽረኽቡ
ምስ ምስ Centre Appui Ressources - intégration
ኣዳላዊ France Terre d'Asile ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣገዳሲ ሓበሬታ
እዚ ስርዓት ንሰብ ሞያ ውህደት ዝዓለመ እዩ።
እዚ ስርዓት ንሰብ ሞያ ውህደት ዝዓለመ እዩ።
ማእከል ደገፍ ጸጋታት-ውህደት ፡ ክእለት ተዋሳእቲ ውህደት ኣብ ምሕያልን ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ (BPI) ብዝበለጸ ንምድጋፍ መርበብ ሓበሬታ ንምትብባዕን ኣበርክቶ ዝገብር ሃገራዊ ፕሮጀክት እዩ።
ምስዚ ህዝቢ ዝሰርሑ ሰብ ሞያ ከም ማእከል ጸጋ ኮይኑ ይሰርሕ ።
ቀንዲ ተልእኾታቱ ድማ፤
- ምስግጋርን ምክፋልን ክእለት ምስ ኣብ ዓውዲ ውህደት ዝነጥፉ ትካላውን ማሕበራውን ተዋሳእቲ፣
- መርበብ ሰብ ሞያ ውህደት ምምራሕ፣
- ንሰብ ሞያ ውህደት ሕጋዊ ደገፍ ፣
- ምፍራይ መምርሒታትን መምሃሪ መሳርሒታትን ፣
- ምምስራት ሽርክነት ንውህደት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ (BPI)።
እቲ ፕሮጀክት ብሕብረት ኤውሮጳ (FAMI)ን ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያትን ብሓባር ዝምወል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ስድራ-ቤት
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ቤተሰባዊ ጉዳያት
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
car intégrationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
lauተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት