ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1121 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት

ምውሳድ ናይ ርሕቀት ንመጽናዕቲ ንምድላው ናይ ምእንታው ናብ ዩኒቨርሲቲ
ምምሃር ን 65 ሰዓታት ብኢንተርነት ኮርስ ንዩኒቨርሲቲ፣ ናይ ርሕቀት ስርዓተ ትምህርቲ ፍልጠት፣ ፍሉይ ትምህርቲ ምክዕባት

ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ፣ ኣብ ጥዕና ምእንቲ ምርካብ
ምኽኣል ልዕሊ 540 ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ስፔሻሊስት ምኽሪ ንምርካብን ዝጥም ስፖርት ንምርካብን ምእንቲ ክትክእሉ።

ክትትል እዋን ጥንሲ ብግቡእ ምፍጻም
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብ ትሑት ዋጋ
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።

ምውሓስ ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም ካብ ሓደጋታት ምኽንሻብ ምክልኻልን
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።

ምርካብ ንሞያዊ ሓገዝ ፕሮጀክትኹም ዝኸውን
ምርካብ ናይ ስራሕ፣ ኣሰናይነት ኣብ ዓቢ ትካል ዝሰርሕ መምህር ብሕታዊ ምኽሪ፡ ንሲቪን CV ምድላው ፣

ምርካብ ሓግዝን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርኩም ሞያዊ ደገፍ ምርካብን
ምርካብ ዕድል ስራሕ ክረኽባ ንዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ብደረጃ B1 ጽዑቕ ስልጠና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምርካብ

ምርካን ደገፍ ናይ ሞያዊ ውህደት ድሕሪ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርኩም
ምምሃር ንደቅንስትዮ ቋንቋ ፈረንሳ ጽዑቕ ስልጠና ፈረንሳ ብደረጃ A2 ንስራሕ ክረኽባ ንዝደልያ

ምድላው ንሞያዊ ውህደት ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ 4 ወርሒ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ፣ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ንምርካብ፣ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ

ንምውራድ ዌብሳይታትን ሞባይል ኣፕሊኬሽናትን ንምፍጣር ስልጠና ውሰድ
ን ምልላይ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ ምስ ቴክኒካዊ ክእለትን ኮርሳት ፈረንሳን ምኽኣል

ንምውጻእ ካብ ምንዝርና ዓለም ምርካብ ደገፍ
ምርካብ 2 ዓመት ደገፍ ግዳያት ጾታዊ ምዝመዛ: ስራሕ: ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳዊ: ወረቓቕቲ

ምግዛእ ጻውዒት ንምግባር ወይ ኣብ ኢንተርነት ንምእታው ልቓሕ ግዛእ
ምኽፋት መስመር ተሌፎን፡ ተደዊልኩም ኣብ ኢንተርነት ምእታው፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ክረዲት፡ ሲም ካርድ ምግዛእ

ሓብሩና ንምምሕያሽ ዘለኩም ርእይቶ Réfugiés.info ንምምዕባል!
ሓብሩና ረፉጂ ኣንፎ ምእንቲ ሓጺር መሕተቲ ብምምላስ ነቲ Réfugiés.info ዝብል መመልከቲ ንምምሕያሽ ሓግዙና።
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብ ቀጥታ
ምምዝጋብ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail (ናይ ቀደም ፖል ኤምፕሎይ) ምዝገባ ነቶም RSA ዝረኽቡ ኣውቶማቲክ እዩ።

ምፍላጥ መሰልኩምን ፣ ፈሊጥኩም ካብቲ ኣብቲ ኣገባባት ሓገዝ ምርካብን
ምራብ ቀዋምነት ምስ ምኽርን ደገፍን ንወረቓቕቲ፣ ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ ሕጊ ዕዮ ውዘተ

ምቁጻር ፊደል ብቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 2 መዓልቲ ንባብን ምጽሓፍን ፊደላትን ፊደላትን ንምምሃር

ምኽኣል ርእስኹም ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ሞያዊ ህይወትን ናጻ ምዃን
ምምሃር ን A1 ደረጃ ደገፍ ኣብ ወረቐትን ንግዳዊ ህይወትን፣ ምምሕዳር፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንጀመርቲ
ናይ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደረጃ A1, TCF, ምምሕዳራዊ ኣገባባት, ስራሕ

ምስላጥ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኮምፒተር ምጥቃም
ምጥራይ ክእለት ናይ ኣብቲ ፕረፈክቸር ብኢንተርነት ቆጸራ ምሓዝ፣ መንበሪ ፍቓድ ምሕታት

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1ን A2ን
ምስታፍ ኣብ ኮርሳት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዕላል፡ ምምሕዳራዊ፡ ኮምፒተር፡ ባህሊ ኣብ ፓሪስ

ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምርካብ ብሕታዊ ኮርስ ብቋንቋ ፈረንሳ ክትመሃርን ክትስጉምን፣ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምክትታል ውላድኩም ከም ወለዲ
ምርካብ ሓገዝ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክዕወት ምሕጋዝ: ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ኣተዓባብያን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ብሓያሎ ቋንቋታት ምርካብ
