Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Lettres libres

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, B1, B2
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ, ንኡሳት, ዓበይቲ, ሰብ ፍሉያት ጾታ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 300 ሰዓት ኣብ ሰሚስተር
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምኽኣል ኣብ ኮምፒተር ምንባብን ምጽሓፍን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 днів тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ 5 ወርሒ ስልጠና ኮርስ፡ ኩሉ ግዜ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 aክሳብ 13፡ ምስ ኣብዞም ዝስዕቡ

  • ምእንቲ ትምህርቲ ፈረንሳ ንባብን ምጽሓፍን ክትክእሉ ንምምሃር
  • ኣብ ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ ክትረኽቡ
  • ከምኡውን ኮምፒተር ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥ ዝሕግዝ ኮርሳት።
ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ንምስታፍ

- ፈረንሳ እትዛረቡ እንተኲይንኩም (ደረጃ B1 ወይ ልዕሊኡ ናይ ቃል ዝርርብ) ክህልወኩም ኣለዎ
- ምጽሓፍን ምንባብን (መሰረታዊ ጽሑፍን ንባብን ምምሃር) ምኽኣል
- ኣብ ፓሪስ ወይ ናይ መንበሪ ኣድራሻ ክኸውን ኣለዎም (75) ክኾኑ ይግባእ

ነዚ ንምግባር ቅድመ ምድላዋት ኣኼባ ይውደብ፣ ንነብስኻ ንምልላይን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ክግምገም እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሞያዊ ኣማኻሪ ውህደት ምኽሪ ይህበካኩምን ኣብ እዋንን ድሕሪን ስልጠና መመልከቲታት ክትሰድድን ይሕግዘኩምን ይኽእል።

  • ምእንቲ ኣብ ኮምፒተር መሰረታዊ ተግባራት ምፍጻም (ምጽሓፍ፡ ምውራድ፡ ሰነድ ምልኣኽ፡ ምስ ኢንተርነት ምትእስሳር፡ ሳጹን ፖስታ ወዘተ)
  • ናጻ ብምዃን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከመይ ጌርካ ከም እተካይዶ ምፍላጥ (ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፣ ርብዒ ዓመት መግለጺ CAF ምግባር ወዘተ)
  • ሲቪ፡ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ምጽሓፍ።

ስልጠና ምስ ተወድአ DILF ወይ DELF A1 ሰርትፍኬት ትረኽቡ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣድራሻና: 10 rue du Buisson Saint Louis, ፓሪስ መበል 10 ኣሮድስማ እዩ
  • ከምኡን ብኢመይል መመልከቲ ስደዱ ፡ li-pro@aslc-paris.org
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
aslcaslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
bklxhbklxhተርጓሚ/ሚት
kaiskaisተርጓሚ/ሚት
piedhand1998piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት