ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Français langue professionnelle PIC IAE
ኣዳላዊ FLES de Paris , Sinacté, Actessonneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምእንቲ ደረጃኻ ንምምሕያሽን መዓልታዊ ናጻ ክትከውንን ብቋንቋ ፈረንሳ ንምርካብ፤
- ኣብዚ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ (ናይ ስራሕ ስነ-ቓላት፡ ንግዳዊ ውዳበ ወዘተ)
- ከምኡውን ኣብ ምምሕዳራውን ሞያውን ሰነዳት መብርሂታት ምሃብ
- ምናቲ ኣብ ስራሕ ኣቃውማኻ ንምትዕርራይ ዝሕግዙ ምኽርታት።
ዓላማታቱ ድማ :
- ንሞያዊ ውህደት ዘድሊ ክእለት ክህልዎም እዩ።
- ከከም ደረጃኻ DILF (ናይ መጀመርታ ዲፕሎማ ቋንቋ ፈረንሳ) ወይ DELF A1-A2 (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ) ኣዳሉ።
ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን
- ኣብ መሓውር ውህደት ቁጠባዊ ንጥፈታት ብናይ ውህደት ውዕል ሰራሕተኛ ምዃን ( ሲዲዲኣይ ወይ ሲዲዲዩ ክህልዎምavoir un CDDI ou CDDU) )
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ (ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሉ ሰብ) ወይ ድማ ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ክኸውን
- ብቋንቋ ፈረንሳ ኣብ መንጎ A1ን B1ን ደረጃ ክህልዎም ምኽኣል እዩ።

ምፍላጡ ዘድሊ
እቲ ስልጠና ኣብ ግዜ ስራሕ ዝውደብ ኮይኑ ብትካልኩም ዝኽፈል እዩ።
እቲ ስልጠና ኣብ ግዜ ስራሕ ዝውደብ ኮይኑ ብትካልኩም ዝኽፈል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
fles de parisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት