Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ንሞያዊ ዕማማን ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ዝተጣመረ መደብ ።

ምስ ምስ Avec Tremplin linguistique vers l'emploi pour les femmes diplômées - Niveau A1

ኣዳላዊ EMA - École Monique Apple , Jeu de Paume , les ateliers Beaux arts , la ville de Paris , Parcours linguistique à visée professionnelle , La DRIEETS, ACINA, La Fondation des femmes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

ምስ ደረጃኹም ዝተመጣጠነ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታትን ምስ ናይ ስራሕ ቦታ ብዓወት ክትወሃሃድ ዝሕግዘኩም።

እዚ ን360 ሰዓታት ዝጸንሕ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት፡ ሰብ ወረቐት ተጠቀምቲ ንኡሳን ሓለዋ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰባት ክፉት እዩ።

ኣብዚ መደብ ንምስታፍ :
- ኣብ ሃገርካ ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝተማህራ ኣብ መጻኢ ስራሕ ምድላይካ ሕሉፍ ሞያዊ ተመኩሮታት ክትጥቀመሉ ዝደልያ -ደረጃ A1.1 ኣፋውን ጽሑፋውን ዘለዎምን ብፈረንሳ ከም ምንባብን/ወይ ምጽሓፍን ዘይፈልጡጣ። - ኣብ ፓሪስ ምንባር። -ክስትውዓል ዘለዎ ሓተቲ ዑቕባ፡ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሓ ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዘለወን ደቂ ኣንስትዮ፡ ከምኡ’ውን ጽግዕተኛ ቆልዑ ዘለወን ወይ ደቀን በይነን ዘዕብያ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳምነት ኣለወን።

መደባትና ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ኣብ ውሽጢ 4 መዓልታት፡ ካብ ሰዓት 9፡30 ቅ ቀ ክሳብ 3:30 ድ ቕ. (ረቡዕ ዘይብሉ)።

ቀዳማይ እብረ 1 : 21 መስከረም2026 - 30 ጥሪ 2027

ካልኣይ ኣብረ 2 : 1 መጋቢት2027 - 17 ሓምለ2027

ኮርሳትና :

  • 1 ፈረንሳ፡ ፈረንሳ ከም ናይ ወጻኢ ቋንቋ ኮርስ (126 ሰዓታት)፡ ናይ ገምጋም ዓውደ መጽናዕትታት (72 ሰዓታት)፡ ድምጺ (18 ሰዓታት)፡ ፈረንሳ ክሳብ ትያትር (27 ሰዓታት)፡ ሲቪካዊ ስልጠና (27 ሰዓታት)
  • 2. ስራሕን ብቕዓትን፡ ሞያዊ መንገዲ ዓውደ መጽናዕትታት (45 ሰዓታት)፡ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ (4 ሰዓታት)
  • 3 ስነ-ጥበብን ርእሰ-ምትእምማንን፡ ዓውደ-መጽናዕቲ ስነ-ጥበብን ምፍራይ ሓጻር ሰነዳዊ ፊልምን (45 ሰዓታት)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ስልጠና እዚ ብዝተፈላለየ ዲፕሎማን ብቕዓትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ዝወሃብ እዩ፤

  • ስልጠና ናይ FLE (ቋንቋ ፈረንሳ ወጻእተኛታት ) ዘበሃል መደብ
  • ብመልክዕ ተዋሳስኦን ኮሜዲን
  • ብተወሳኺ ምስ ቤተመዘክር ዝተኣሳሰር ንጥፈታት ምክያድ
  • መኣስ እዚ ጥራይ ሞያውያን ኣማኸርቲ ውህደት ን ስራሕ ምህላው ወዘተ።

ክፍለጥ ዘለዎ !
ፈተና DELF ክትዳሎን ክትወስዱን ትሕእሉ ኢኹም ። ን ኣበት A1 (ብቋንቋ ፈረንሳ ናይ መጽናዕቲ ዲፕሎማ)ንምህላው ዝዓለመ።

  • ምኻኣል እዚ መደብ ንሓደ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ብውሑዳት ቃላት ምግላጽ
  • ምጥቃም ርእሰ-ምትእምማን ንምምላስ ስነ-ጥበብ ምስታፍን።

በዚ መደብ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ተዘራሪብካ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዘጋጥም ጸገማት ክትገልጽን ንሓድሕድክን ክትተሓጋገዝን የኽእል ።

ምፍላጡ ዝግባእ!
ናይዚ ስልጠና ተማሃሮ ነበር ናብቲ ቤት ትምህርቲ ተመሊሶም ተመኩሮ ከካፍሉን ምኽሪ ዝወሃቦ እውን እዩ።

ኣብቲ መደብ ምስ ተዋሳእቲ ናይ ትያትር ልምምድ ምግባርን ይከኣል እዩ

  • ምእንቲ ናይ ምዝራብ ፈረንሳ ምምሕያሽ ምኽኣል
  • ብዝበለጸ ምዝርራብን ብቐሊሉ ምውህሃድን ንምህላው

ከምኡ ውን ዝያዳ ኣብ ዝዓለም ትምህርቲ ኣሎ ፤

  • ሲቪኹም CV ምግባርን ምስራሕ ናይ ምርምር ምምስሳልን ምግባር፣
  • ተመኩሮኹም ምዕባይ
  • ምድላዋት ናይ ንቃለ መሕትት ምዳላው

ከመይ ንገብሮ?

ነዚ ብምምላእ ይከኣል እዩ formulaire ከምኡውን በዚ ዝስዕብ coordination@ecolemoniqueapple.com

Lieu d'accueil

25 rue Lantiez, 75017 Paris, France

coordination@ecolemoniqueapple.com

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • école monique appleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
  • pierrecተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles