ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ምስታፍ ብ ወለንታ ኣብ ከተማ ቦርዶ ንዝርከቡ ጽጉማት ሰባት ቀረብ መግቢ ንምቃራብ
ምኽኣል ወለንተኛ ምዃን ኣብ ኣብ ትምህርቲ ጸገም ዘለዎም ተመሃሮ ምሕጋዝ
ኣብ ኣዚ ዝተቐሰ ቦታታት ወለንተኛታት ንምኳን
ምክንኻን ምቅንጣብ ኣሕምልቲ፣ ፍረታትን ብነጻ፣ ከምኡውን ንሓባራዊ ጠቕሚ ምውዓልን
ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ...
ሓደ መደብ፣ ናይ ትምህቲ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ sን ስደተኛታት ምስ መደብ ከምኡ እውን ብ ወለንተኛታት ዝተሓገዘ እዩ።
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
ዞባዊ ተሳትፎ እንገበርኩም ፈረንሳኹም ኣመሓይሹ፣ ምስ ተዛረብቲ ፈረንሳ ተራኸቡ...ወዘተ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ምርካብ ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ኮርሳት ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን መዓልታዊ ናጻ ንኽኸውን
ምስታፍ ምኽኣል ኣኣብ ኣኼባታት፡ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት፡ ፍጻመታት፡ መንበሪ፡ ወለንታዊ ስራሕ
ምግባር ኣገልህሎት ተልእኾ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ግበር፣ ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸብ፣ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ተሳተፉ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፣ ወለንተኛታት፣ ምስ ህዝቢ ሊዮን ተራኸቡ።
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ
ምስታፍ ኣብ ናይ እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢደጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ።
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን