ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብሳላ ወለንተኛታት
ምስ ምስ France Terre d'Asile
ኣዳላዊ France Terre d'Asile , Métropole Rouen Normandieኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ዕድል ምስ ተወላዲ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ምምሃር ንምህላው ዝዓለመ እዩ፤
- ምምሕያሽ ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ክእለት
- ምምዕባም ስነ-ቓላትካ ኣማዕብል
- ምኽኣል ኣብ መዓልታዊ ህይወትካን ኣብ ስራሕካን ርእሰ-ምምሕዳር ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ፈለማ ተማሃራይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ
- ምኽኣል መኻሪ ። ፈረንሳ ጽቡቕ ጌርካ ትዛረብ (ዝተሓተ ደረጃ B1) ንኻልእ ሰብ ድማ ንኽመሃር ክትሕግዞ ትደሊ።
-ምዃን ኣምባሳደር ነቶም ኮርሳት ንምልላይን ሓደስቲ ተማሃሮ፡ ስፖንሰራት ወይ መምህራን ንምርካብ ዝሕግዝን።
- ፈለማ ተማሃራይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ
- ምኽኣል መኻሪ ። ፈረንሳ ጽቡቕ ጌርካ ትዛረብ (ዝተሓተ ደረጃ B1) ንኻልእ ሰብ ድማ ንኽመሃር ክትሕግዞ ትደሊ።
-ምዃን ኣምባሳደር ነቶም ኮርሳት ንምልላይን ሓደስቲ ተማሃሮ፡ ስፖንሰራት ወይ መምህራን ንምርካብ ዝሕግዝን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 13, rue de Malherbe, 76100 Rouen, France
- 07 60 60 39 23
- pyorlianges@france-terre-asile.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምግልጋል ኣብ ወለንታዊት ማሕበር
ምምሃር ኣብ ነጻ ግዜኹም
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cphrouenተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
Merlinተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት