Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍጻም ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Marseille

ምስ ምስ Avec Coop'R Unis-Cité

ኣዳላዊ Unis-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

Coop'R ሓደ መደብ ናይ ኣገልግሎት ሲቪክ ኮይኑ፣ብ ማሕበር Unis-Cité. ዝተዳለወ እዩ

እዚ ን 8 ኣዋትሕ ዝጸንሕ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚኣብ ዝተፈለለዩ ንጥፈታት ን ምውህሃድ ኣብ ፈረንሳ ዝሕግዝ እዩ። እቲ መደብ ጥዕምቲ ጀሚሩ ክሳብ ሰነ ዝቕጽል ኮይኑ፣ ከምኡ እውን ንምሉእ ዓመት ዝጸንሕ ኣገልግሎት እውን ኣሎ።

እቲ መደብ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ይጅምር ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ ይውዳእ፡ ዓመት ምሉእ ግን ናይ ምጽናሕ ተልእኾታት ኣሎ።

እቲ ወለንታዊ ስርሓት :

  • ፈለማ ን ሓጋዚ ዘይብሎምን ዓበይቲ ሰባትን ንምሕጋዝ (2 መዓልቲ ኣብ ሰሙን)
  • ከምከምኡ እውን ን ሓገዝ ዝደልዩ ሰባት ምሕጋዝ (2 መዓልቲ ኣብ ሰሙን)

Unis Cité ክምኡ እውን ሓደ ስልጠና ናይ ታሪክ ኽን ሃገራውነትን ብምትሕባር ሞያውያን ዝወሃብ ሓለፋ ክሰብሉ፣ንቀጻሊ ዝጠቕም እዩ

ነዚ መደብ ንምስታፍ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 25 ዓመታ ወይ 30 እንተድኣ ጎደሎ ኣካል ንዝኾነ፣ ሰብ ይምልከት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብዘይካ እዚ እዚ ሲቪካዊ ኣገልግሎት እዚ እናተዘናጋዕኩም ቋንቋ ፈረንሳኻ ከተመሓይሽ ከኽእለኩም ይኽእል እዩ።

ነዚ ኣገልግሎት እዚ እናሃብኩም ፣ ኣብ ወርሒ 619 እናተኸፈልኩም ፣ እትህብዎ ኣገልግሎት እዩ

20 መንእሰያት ፈረንሳውያንን ስደተኛታትን። እዚ ዕድል እዚ ምስ ካልኦት ኣብ ክሊ ዕድሜዘለዉ ሰባት ክትላለየሉ እትኽእል ዕድል እዩ።

እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ጠቓሚ ተልእኾታት ክትፍጽምን ሓደስቲ ነገራት ክትመሃርሩን ክትክእሉ ኢኹም።

ምርካብ ሲቪክ ኣገልግሎት ንመጻኢኻ ክትዳሎ ዘኽእለካን መደብ ሞያኻ ንምህናጽ ክሕግዘኩም ምኽኣል ​​እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቴለፎን ና: 04 91 53 34 20

ኢለይልንና፣ marseille@uniscite.fr

ከምኡ እውን በዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ወብሳይት : : https://www.uniscite.fr/antenne/bouches-du-rhone-marseille-miramas/

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • unis citéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles