Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ትፈልትውዎ ስፖርት ዳህስሱ

ምስ ምስ La Fédération Sports Pour Tous - Région Pays de la Loire

ኣዳላዊ COMITE REGIONAL SPORTS POUR TOUS des Pays de la Loire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ምስ “ስፖርት ፖር ቱስ”"Sports Pour Tous"፡ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ፈለማ ስፖርት ምግባር (ጂምናዝየም፣ ኩዕሶ እግሪ፣ ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ክሪኬት፣ ቴኒስ ወዘተ)
  • ብሽክለታ ምዝዋር ተማሃር
  • ምሕንባስ ተማሃሩ
  • ናይ ስፖርት መምህር ንምዃን ።
  • ንማሕበር ወለንተኛ ብምዃን ሓግዙ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሰሙን 10 ሻዕ ስፖርት ግበሩ።

ኣብ ዓመት €15 ጥራይ እዩ ዝኽፈሎ!

እቲ ማሕበር ብዝምልከት ይሕግዘካ፤

  • ብሽክለታ ንምግዛእ
  • ክለብ ንምርካብ።
  • ወለንተኛታት ንምዃን።
  • ኣብ ስፖርት ስልጠና ንምርካብ
  • ወለንተኛ ሲቪክ ኣገልግሎት ንምሃብ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ሴንት-ናዛየር፡Saint-Nazaire, ማሕበር ኤስፕሪትስፖርት44፡ 07 88 17 82 97
  • Nantes ናንተስ፡ ማሕበር ዳይናሚክስት፡ 06 07 31 07 17
  • Angers ኣንጀርስ፡ ማሕበር ሶሊስፖርት ኣንጆው፡ 06 73 40 58 70
  • ሳውሙር Saumur፡ ማሕበር ስኩፕ፡ 06 38 41 40 74

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • sportspourtousኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles