Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ Valence ቫለንሽያ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ተሳተፉ

ምስ ዩናይትድ-ሲቲ ኣርDrôme Ardèche ድሮም ደቸ

ኣዳላዊ Unis-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ማሕበር ዩኒስ-ሲተ ካብ 16-25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት መደብ ሲቪክ ኣገልግሎት ይህብ። ናይ 8 ኣዋርሕ ምሉእ ግዜን ተወፋይነት ኣብ ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎም ተልእኾታት የሰላስል ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሲቪክ ኣገልግሎት ምስ ካልኦት መንእሰያት ክትራኸብን ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ብምፍጻም ንነብስኻ ጠቓሚ ክትገብራን የኽእለካ እዩ።

  • ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ ኩሉ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ VELENCE ትምህርቲ
  • ምልውዋጥን ዘተን ምስ ጋንታ መንእሰያትን ምስ ሓፋሻ ህዝቢ
  • ነጻ ባህላዊ ምዝንጋዓትን ዙረትን ምክያድ

ን8 ኣዋርሕ ኣብ ወርሒ 609 ዩሮ ክፍሊት ትረክብ የኽእል።

  • ንጋንታታት መንእሰያት ብመምህራን ዝግበር ደገፍ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ ኣብ ምህናጽ ሓግዝ

ከመይ ንገብሮ?

ካብቲ መርበብ ሓበሬታ unscite.fr ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ንማላውሪ ፈይደት ካብ ዩኒስ-ሲተ ቫለንስ Malaurie Feydet
d'Unis-Cité Valence ብተሌፎን ፤

  • መሬታዊ መስመር፡ 04.75.56.66.92
  • ሞባይል፡ 07.62.20.27.30

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • alkarnaudተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • maloኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles