Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት ምውዳብን

ምስ ምስ Singa Nantes

ኣዳላዊ SINGA Nantes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ናብ ፈረንሳ ዝኣትዉ፣ ሰባት ምስ ነበርቲ እቲ ከባቢ ንምርኻብ ዘኽእል ኣህጉራዊ ምንቅስቓስ ዜጋታት ብሓያሎ ተግባራት፤

  • ምሕጋዝ ደገፍ ንምጅማር ፣ ንግዲ ንምጅማር ዝግበር ደገፍ
  • ምርካብ ትምህርቲ ፈረንሳ (ጽሑፍ፡ ዕላል ወዘተ)
  • ከምኡውን ናይ ምእንጋድ መፍትሒታት
  • እኝተላይ ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ከከም ድሌታትኩምን ዓቕምን ፈጠራን ሓያሎ ተልእኾታትን መልክዓት ጽምዶን ይከኣል እዩ።

  • ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት
  • ምኽኣል ምስታፍ ኣብ ባህላዊ ንጥፈታት
  • ምስታፍ ኣብ ዕላልን ትምህርቲ ብ ቋንቋ ፈረንሳን ።

  • ምርካብ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝካየድ ዓውደ መጽናዕቲ ንምውዳብ ዝግበር ደገፍ
  • ምህላው ተመኩሮኹምን ባህልኹምን ከተካፍሉ እትኽእሉ ዕድላት።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ሓሳባትኩምን ምህላውኩምን ብኢመይል contactnantes@singa.fr ከተካፍሉ ትኽእሉ ኢኹም ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • singa nantesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marineተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles