ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኪፓዋ Kipawa
ኣዳላዊkipawa
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ወርሒ
ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ
እንታዩ’ዩ ?
ሓደ ናይ ስልጠና መደብ ንምምሃር ናይ መደብፈረንሳ :
- እቲ ስልጠና ብሓባር ምምሃር
- እቶም ወለንተኛታት ምስ ኩሉሰብን ምዕላን ይከኣል
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቲ ን 190 ሰዓታት ዝኸውን ሰልጠና ናይ ሞያ፣ን 5 ኣዋርሕ ዝጸንሕ እዩ.
ኣብ እቲ ናይ ወለንተኛታት መደብ፣ ጥዑማትን ለዋሃትን እዮም
እቶም ወለንተኛታት ፣ ብብቕዓት ፣ ን ሕብረተሰብኩም ከም እትጠቕሙ ይገረኩም እዩ። ከምኡ ውን ንስራሕ ምርካብ እውን ይሕግዘኩ።
ኣብቲ ናይ ወለንተኛታት መደብ ሓደ ናይ ፈረንሳ ፣ን ሰራሕተኛታት ስደተታኛታት ምምዕባል
ከመይ ንገብሮ?
ን ምዝገባ ኣብ
- ፈይስቡክ : https://www.facebook.com/kipawamarseille
- ኢንተርጋም : https://www.instagram.com/kipawa_marseille/
ኢመይል : bienvenue@kipawa.fr
ስዓቡና
ኣብ ፈይስቡክ : https://www.facebook.com/kipawamarseille
- ኢንተግራምInstagram : https://www.instagram.com/kipawa_marseille/
ኢመይል : bienvenue@kipawa.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ