ሓደ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ንምስታፍ ምስ እትደልዩ
ምስ ምስCoop'R Unis-Cité
እንታይ ኢዩ?
እዚ ናይ ኣገልግሎት መደብ ኣዚ ን Unis-Cité.ዝተዳለወ እዩ።
እዚ ን 8 ኣዋርሕ ምስ ፈረንሳን ህዝባን ንምውህሃድን ምምሕዛውን ዝሕግዝ እዩ ።
እዚ መደብ እዚ ፣ ምስ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ናይ ምትሕግጋዝ መደብን ምልላይ እታ ከተማ፣ ምስ ካልኦት መንእሰያትን ንምልልላይ ዝዓለመ እዩ።
ዝጅምረሉ እዋን ጥቕምቲ ዝውድኣሉ ድማ፣ሰነ (28 ሰዓታታ ኣብ ሰሙን ድማ ይወሃብ ).
ንመን ኢዩ ፧
ኣብ ዚ መደብ ንምስታፍ ኣብ ፈረንሳ መንበሪ ወረቐት ምህላው የድሊ
እቲ ስልጠና ዝወሃበሉ ን 8 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
63 - Puy-de-Dôme
ኣብ ዚ መደብ ንምስታፍ ኣብ ፈረንሳ መንበሪ ወረቐት ምህላው የድሊ
እቲ ስልጠና ዝወሃበሉ ን 8 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
63 - Puy-de-Dôme
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ፈረንሳ ክእልተትኩም ንምምሕያሽ
Ce service civique peut te permettre d'améliorer ton niveau de français tout en faisant des choses utiles et dans une bonne ambiance. Des cours de français sont inclus dedans.
እዚ ኣገልግሎት እዚ ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ዝዓለም አናይ ቋንቋ ትምህርቲ ፣ ብ ደስ ዝብል ኣጋባብ ንምሃብ ዝተዳለወ ስለ ዝኾነ። ብቕዓትኩም ክብ ከብልን ምስ ካልኦት ንምውህሃድን ጠቕሚ ክህልዎ ይኽእል እዩ።
ከብ ካልኦት ንልምምሃር
ኣብዚ መደብ ምብስታፍ፣ ካብ ካልኦት ናይ ምምሃር ዕድልን ንዝተፈላለየ ፍልጠት ባይታ ዘርሑን እዩ።
ምስ ካልኦት ሰባት ንምልላይ
ኣብ እተገልግልሉ እዋን ምስመሳትኹም ስደተኛታትን፣ ከምኡ እውን ፈረንሳውያንን ክትራኸኑ ትኽእሉ።.
ንመጻኢኹም ንምጥጣህ ምድላው
ከልኡ እውን ኣከባቢኹም ብዝያዳ ናይ ምፍላጥ ኣጋጣሚታት ይኸስትን ን ናይ መጻኢ ዘሎ መድደባትኩም ሰረት ናይ ምፍጣር ባይታ የበርክት።
ኣብ ወርሒ 580€ / እናተኸፈልኩም
ከከም ኩነታት ናይ እቲ ኣገልጋላይ ክሳብ 580 ዩሮ ንወርሒ ገንዘባዊ ሓገዝ ክረክብ ይኽእል።.
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ትኸቡና Cité Clermont-Ferrand !
- ብ ቴለፎን : 04 15 54 02 75
- ኢመይል : puydedome@uniscite.fr
እንተርነት : https://www.uniscite.fr/antenne/unis-cite-clermont-ferrand/
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ እቲ ከገልግለ ዝደሊ ሰብ ኣብ ዝኾነ እዋን ናይቲ ዓመት ነቲ መሕተት ቅጥዒ መሊኡ ክሰድድ ይኽእል እዩ። ሽዑን ንሕና ኣብ ዝወሰንናሉ ይሳተፍ።