ምስ Institut Lumière - ብወለንታ ኣብ ፈስቲቫል ሉሚየር Festival Lumière ምግልጋልን ምስታፍን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብወለንታ ኣብ ፈስቲቫል ሉሚየር Festival Lumière ምግልጋልን ምስታፍን

ምስ ምስ Institut Lumière

ኣዳላዊ Institut Lumière ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ኣብ ሊዮን ዝካየድ ንጥፈታት ናይ ምግባር ተኽእሎ ንምስታፍ ክትክእሉ እንተደሊኹም፤

  • ፈለማ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ርኸቡ።
  • ብምቕጻል ናብ ቤተ መዘክር ሉሚየር (መሃዝቲ ሲነማ) ምኻድ
  • ምኽኣል ኣብ ናይ ፊልም ዓውደ መጽናዕቲ ይሳተፉ
  • ምስ ሰባት ካብ ሊዮን (ነበርቲ ሊዮን) ተራኸብ
  • ንፈስቲቫል ወለንተኛታት ኮይኖም ይሰርሑ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናብ ሲነማ ኣብ ሊዮን ምስ እትመጹ ፡ ብዛዕባኡ ንነግረኩም!

ብምቕጻል ናብቲ ቤተ መዘክር ክትበጽሑን ናይቲ ፈስቲቫል መግለጺ ክትገብሩን ትኽእሉ ኢኹም።

  • ምልላይን ምብርካትን ምስ ህዝቢ ሊዮን ወለንተኛ ስራሕ: ንህዝቢ ምቕባል: ወረቓቕቲ ምዕዳል: ምትካል: ኣብ ባር ምግልጋል።

እንታይ ክትገብርን መዓስ ከም እትገብርን ክትመርጹ ትኽእል ኢኹም።

  • ፊልምታት በይንኹም ወይ ምስ ስድራቤት ተራኸቡ።

  • በዚ ኣጋጣሚ እዚ ተመኩሮ ኣብ ሪዝዩም ምቕማጥ
  • ምኽኣል ስራሕ ንምርካብ ተመኩሮ ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ላቲትያ ዱፖርትLaetitia Duport : ቆጸራ ሕእዙ

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 25, Rue du Premier Film, Monplaisir, Lyon 8e Arrondissement, Lyon, Métropole de Lyon, Rhône, Auvergne-Rhône-Alpes, France métropolitaine, 69008, France
  • 06 83 53 44 90
  • lduport@festival-lumiere.org
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • laetitia - institut lumièreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles