ኣብ ቫነስ ወይ ሎሪየንት Vannes ወይ Lorient ሲቪካዊ ኣገልግሎት ክትገብሩ
ምስ ምስ Unis Cité Accel'R
ኣዳላዊ Unis-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуማሕበርና ማሕበር ዩኒስ-ሲተ Unis-Cité ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት መደብ ሲቪክ ኣገልግሎት ይህብ ። እዚ ናይ 8 ኣዋርሕ ምሉእ ግዜን ናይ ጋንታን ተወፋይነት ኣብ ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎም ተልእኾታት እዩ።
እቲ ቀንዲ ዕላማ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብን ምስ ፈረንሳ ምውህሃድን እዩ።
መደብባትና :
- ፈለማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት (ባህላዊ፣ ማንዋል፣ ዲጂታላዊ ንጥፈታት ወዘተ) ተበፃሒ ተልእኾታት
- ከምኡውን ኣብ ሰሙን ፍርቂ መዓልቲ ትምህርቲ ፈረንሳ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ሲቪክ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ይጅምር ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ ይውዳእ (28 ሰዓታት፡ 4 መዓልታት ኣብ ሰሙን)።
ሲቪክ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ይጅምር ኣብ ወርሒ ሰነ ድማ ይውዳእ (28 ሰዓታት፡ 4 መዓልታት ኣብ ሰሙን)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
unis cité morbihanኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
l7ተርጓሚ/ሚት
laulau-25ተርጓሚ/ሚት
bklxhተርጓሚ/ሚት
kaisተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት