ምስራፍ ኣብ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ኣብ ሩዋን à Rouen
ምስትታፍ ንኻልኦት ምስ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ንምሕጋዝ ከም ጋንታ ስራሕ። ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ ንመጻኢኻ ድማ ተዳለዉ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 25 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስትታፍ ንኻልኦት ምስ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ንምሕጋዝ ከም ጋንታ ስራሕ። ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ ንመጻኢኻ ድማ ተዳለዉ
ምኽኣል ምስ ሓደ ቋንቋ ዝዛረብ ሰብ ፈረንሳ ክትመሃር ይቐልል። ክትሕግዝ መምህር ክትከውን ትኽእል ኢኻ፡ ወይ ድማ ናይ ገዛእ ርእስኻ ፈረንሳ ከተመሓይሹ።
ምዃን ወለንተኛ ን16 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ናይ ወለንተኛታት ዕድላት ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣብ ከም ተፈጥሮ፡ ምትሕግጋዝ፡ ስፖርትን ባህልን ዝኣመሰሉ ቴማታት ዘተኮረ ኮይኑ፡ ንኻልኦት ንምሕጋዝን ጠቓሚ ኮይኑ ክስምዖምን እዩ።
ምዃን ኣምባሳደር ብዛዕባ መሃይምነት ምጥፋእ ንምስታፍን ንቕሓት ንምዕባይን፣ መፍትሒ ንምድላይን ምስ መሰረታዊ ክእለት (ንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ስነ-ቁጽሪ...) ንዝቃለሱ ሰባት ንምሕጋዝ ዕድል ንምርካብ
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ተሳተፉ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፣ ወለንተኛታት፣ ምስ ህዝቢ ሊዮን ተራኸቡ።
ምግባር ኣገልህሎት ተልእኾ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ግበር፣ ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸብ፣ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ
ምስታፍ ምኽኣል ኣኣብ ኣኼባታት፡ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት፡ ፍጻመታት፡ መንበሪ፡ ወለንታዊ ስራሕ
ምርካብ ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ኮርሳት ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን መዓልታዊ ናጻ ንኽኸውን
ዞባዊ ተሳትፎ እንገበርኩም ፈረንሳኹም ኣመሓይሹ፣ ምስ ተዛረብቲ ፈረንሳ ተራኸቡ...ወዘተ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
ኣብ ኣዚ ዝተቐሰ ቦታታት ወለንተኛታት ንምኳን
ምፍጻም ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ብምዃን ምፍጻም
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።
ምግልጋል ንገዛእርእስኹም እናተጠቓምኩም ንካልኦት እትሕግዘሉ መገዲ ምርካብን፣ ንእግሪ መገዲ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ እተማዕብለሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር
ምርኻብ ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ. ኣብ ናንቴ..
ሓደ መደብ፣ ናይ ትምህቲ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ sን ስደተኛታት ምስ መደብ ከምኡ እውን ብ ወለንተኛታት ዝተሓገዘ እዩ።
ምክንኻን ምቅንጣብ ኣሕምልቲ፣ ፍረታትን ብነጻ፣ ከምኡውን ንሓባራዊ ጠቕሚ ምውዓልን
ምኽኣል እዚ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚ ን ኣብ ክሊ ዕልመ 16 ክሳብ 25 ዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ።
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ምኽኣል ወለንተኛ ምዃን ኣብ ኣብ ትምህርቲ ጸገም ዘለዎም ተመሃሮ ምሕጋዝ
ምስታፍ ብ ወለንታ ኣብ ከተማ ቦርዶ ንዝርከቡ ጽጉማት ሰባት ቀረብ መግቢ ንምቃራብ
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ምውህሃድ፣ ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ን እግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይ ውህደት ምፍጣርን
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን
ምስታፍ ኣብ ናይ እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢደጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ።