ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ፈረንሳ ተማሂርካ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ ስራሕ ንምርካብ የኽእል
ን8 ሰሙናት ዝጸንሕ ስልጠና (240 ሰዓታት ) ኣብ Île-de-France ንምርካብ ስልጠና ወይ ሞያታት ህንጻ ንምድላው ዝዓለመ ስልተና
ምእንቲ ዝኽፈል ስልጠና፡ ሞያዊ ዲፕሎማ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍን መንበሪን
ምስልጥና ኣብ ናይ ናይ ኤልክትሪክ ምስኳዕ ወይ ምእታው ኣብ ንህጻታት ፣ ንኽትኮኑ ዝሕብር ኮይኑ፣ ምድብ ድማ 3ይ ደረጃ ።
ምውሳድ ስልጠና እዚ ስልጠና እዚ መስርሕ ምግጥጣም Thermique ን ከምኡውን 3. ደረጃ ናይ 'ሳኒቴኽን' የሰልጥን።
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ
ምድላው፡ ስልጠናን ስራሕን ኣብ ኢንዱስትሪ ህንጻ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ሒሳብ፡ ከምኡ ኣውን ካልኦት ሞያታት ዘጣመረ ትምህርቲን ስራሕን።
ምርካብ ሰርትፊኰት ሰለዎ ስልጠና እዚ፣ምኩራት ለመጽቲ ንምዃን ዘኽእለኩም ሞያ ዘቕስም ስልጥና ይህብ።
ምርካብ ብቅዓት ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ቴክኒካዊ ክእለትን ሞተር ተሽከርከርቲ ንምዝዋርን ንCACES ንምሕላፍን
ምስታፍ ኣብ ስልጠና ናይ ህንጻዊ ስርሓት ዓውዲ እዚ ብምስልጣን፣ እቲ ብ niveau 3 ዝፍለጥ ሰርቲኬት ከም ዝህልወኩም እውን ይገብር
ምርካብ እዚ ስልጠና ፣ ከመይ ዝበልኩም ሞያውያን ጸረብቲ ዕንጸይቲ ወይ ኣብ ሞያ ካርፔንተር ክእለት ን ኽህልወኩም ዝገብር ዝኽእል እዩ
ኣብ ኩሉ ዓውድታት ናይ ስራሕ ስልጠናን ቀዋሚ ስራሕን ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ ንምህላው የኽእል።
ኣብ ጽላት ህንጻ ንነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ስራሕ ንምርካብ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ ምግባር።
ምርካብ ሓጺር ስልጠና ኣብ ኖይሲ-ለ-ሰክን Noisy-le-Sec ኣብ ሓደ ናይ ህንጻ ቦታ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ደገፍንBTP ።
ምርካብ ስልጠና፣ ቅድሚ ሞያዊ ባካሎሬት ንሞያ ኤሌክትሪሻን ወይ ቴክኒሻን ጽገና ናይ 5 ወርሒ ቅድመ ስልጠና ምስታፍን
ምርካብ ስራሕ ን ደቂ ኣንስትዮ ሞያዊ ፕሮጀክተን ከረጋግጻ፡ ክፍትናኦን ኣብ ግብሪ ክውዕላን ዘኽእለን መደብ
ምርካብ ሓገዝ ን ስራሕ-መጽናዕትን ስራሕ ንምርካብን ኣብ ኢንዱስትሪ ህንጻ ስልጠና፡ ብሕታዊ ደገፍ ምርካብ ምኽኣል ወዘተ
ምካብ ሓገዝ ን ስልጠና ኣብ ሞያታት እምኒ፣ ፕሮጀክት ውህደት ኣብ ምሕዳስ ዝተሃነጸ ቅርስታት፣ ምስታፍ
ምኽኣል ናይ ክፍለ ግዜ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል፣ ኣብ እዋን ውዕል ስራሕ ናይ ስራሕ ደገፍ፣ ሞያዊ ስልጠና
ምርካብ ሞያዊ መዓርግ ናይ ህንጻ ቀባኢ፣ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ፕሮግራም ኣብ ሓደ ትካል ን1 ዓመት፣ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ደገፍ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,
ምርካብ ዕድል ንምስልጣን ብ ዲፕሎማ ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዲፕሎማ።