ምድላው ን ሞያዊ ብቅዓት ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ Parcours compétences et insertion professionnelle
ኣዳላዊ E2C Nantes Saint-Nazaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 joursንዓኹም ዝሕግዝ ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ፤
- ኣብዞም ዓውድታት ስራሕ ወይ ብቑዕ ስልጠና ምርካብ: መመገቢ: ጽሬት: ውልቃዊ ሓገዝ: ሎጂስቲክስ: ህንጻ BTP (ህንጻን ህዝባዊ ስራሓትን)
- ምሕያሽ ንመዓልታዊ ህይወትን ስራሕን ቋንቋ ፈረንሳ ብቅዓት
- ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
- ምጥራይ ሓድሽ ክእለት (ዲጂታል...)
ኣዝዩ ኣገዳሲ እቲ ስልጠና ካብ 26 ጥቅምቲ 2026 ይጅምር።
ከከም ኩነታትካ ፡ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ብፈረንሳ ትራቫይል ወይ ብዞባ ፓይስ Pays de La Loireደ ላ ሎየርእናተኸፈኩም ትኽእል ኢኻ።
ከከም ኩነታትካ ፡ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ብፈረንሳ ትራቫይል ወይ ብዞባ ፓይስ Pays de La Loireደ ላ ሎየርእናተኸፈኩም ትኽእል ኢኻ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 16 quai Ernest Renaud Les Salorges - Étage 4, 44100 Nantes
- 07 78 83 24 47
- s.mandin-diraison@e2cel.org
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ጽሬት
ኣብ ኢንዱስትሪን ሎጅስቲክን ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Sandrine-E2cNantesStNazaireኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Fran-cyተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት