ምስ Titre pro CFA Morbihan - ምርካብ ስልጠና ከም ህንጻ ስርሓትን ንምስታፍ ምእንቲ ክትክእሉ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስልጠና ከም ህንጻ ስርሓትን ንምስታፍ ምእንቲ ክትክእሉ

ምስ ምስ Titre pro CFA Morbihan

ኣዳላዊ Bâtiment CFA Morbihan ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚናይ 1 ዓመት ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ንኣብዚ ዝቕጽል መደባት ምስታፍ ክገብር ዝግባእ፤

  • እቲ ንግዲ ታይለር-ስክሪደርcarreleur-chapiste (ንገጽ ንምድላው ዝጥቀሙሉ ሜላታት፡ ስርሓት ስርሓት ካይላ፡ ንብረት መሬትን ካልእን፡ ባህላዊ ወይ ፈሳሲምጽጻይ ስርዓት ) ተማሃሩ
  • ነዚ ዝመጣጠን ደረጃ 3 ዲፕሎማ ኣለዎም ( ሞያዊ መዓርግ ) ።
  • ምዕባለ ብ ቋንቋ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት)
  • ምእንቲ ንምኽኣል ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ስልጠና ንምግባር ድማ ምእኝቲ ክትክእሉ ዝተሓተ ደረጃ A2 ክህልወኩም ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምስራሕ 3 ሰሙን ኣብ ትካል፣ 1 ሰሙን ኣብ ስልጠና
  • ምርካብ ደሞዝ
  • ምፍላጥ ሞያዊ ክእለትን ሞያዊ መሰረታትን
  • ነጻ ምዃን ድሕሪ ስልጠና ስራሕ ንምርካብ ።

  • ምምላኽ ስነ-ቓላት ሞያ ታይለር-ስክሪደር
  • ምስ መሳርሕትኹም ኣካየድቲ ሳይትን ምዝርራብ።

  • ምእንቲ ንምኻኣል ምሕጋዝ ንግዲ ንምርካብ
  • ክትክእሉ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ወረቓቕቲ፡ ኣባይቲ ወዘተ)

ከመይ ንገብሮ?

ብስልኪ፡ 02 97 63 43 09

ብኢመይል ፡ noemie.orain@bati-formation.bzh

ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ .

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Rue Blaise Pascal, Zone Artisanale du Mourillon, La Croix du Mourillon, Quéven, Lorient, Morbihan, Bretagne, France métropolitaine, 56530, France
  • 02 97 63 43 09
  • noemie.orain@bati-formation.bzh
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • noemie-cfabatimentvannesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles