Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ኣብ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ምስራሕን ደገፍ ትረክብን።

ምስ ምስ AFIC

ኣዳላዊ Association Formation Insertion Chantiers , PLIE Le Mans Métropole, Conseil départemental de la Sarthe, Ministère du travail, de l'emploi et de l'insertion, Le Mans Métropole, Europeኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

እዚ ሓደ ዓውደ መጽናዕትን ውህደትን ቦታ (ACI) ናይ ምስራሕ ዕድል፣ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት፤

  • ኣብ ስራሕ ህንጻ (መኪና ምዝዋር፣ መሳርሒታት ምጽዓንን ምፍናስን ወዘተ)
  • ከምኡውን ከባብን ሓምለዋይ ቦታታትን (ልምዓት፡ ጽገና ወዘተ)
  • ረሳይክል ዳግመ-ምጥቃም ዓለባ (ምሕጻብ፡ ምብስባስ፡ ስፌት/ምቕያር፡ ምፍላይ፡ ኣተሓሕዛ ወዘተ)

ኣብ ምሉእ ንውሓት ግዜ ናይቲ ውዕል፡ ብሕታዊ ሞያዊ ደገፍ ኣለኩም ምስ እዚ ዝስዕብ፤

  • ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምምራጽ ምኽሪ ምሃብ
  • ናይ ኩባንያ ርኽበታት፡ ናይ ስራሕ ልምምድ፡ ስልጠና
  • ሞያዊ መዓላ ዝዓለመ ፕሮፌሽናል ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ክትወሃሃድን ናጻ ክትከውንን ዝሕግዙኻ።
ምፍላጢ ዘገድስ ነዚ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ንምግባር ዝፈረምኩም ምዃን ፡ ደላይ ስራሕ ክትኮኑን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብኩም ክትኮኑን ኣለኩም። እቲ ዝቐረበ ውዕሊ ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕሊ) ኮይኑ ዝሕደስ እዩ። እዚ ምልመላ እዚ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • እዚ ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል (CDDI) ዘለዎ ሰራሕተኛ ምዃን፣ ተሓዳሲ
  • ውዕሊ ስራሕ ካብ 24 ክሳብ 35 ሰዓታት ኣብ ሰሙን
  • ምህላው ደሞዝ እንተወሓደ ማዕረ እቲ ናይ ሰዓት ዝተሓተ ደሞዝ እንተኾነ።

  • ከከም ውልቃውን ሞያውን ኩነታትኩም ኣስተብህል
  • ክእለትኩም ኣለክዩ፡ ሓያል ጎንኹምን፡ ጸገማት ምፍላጥ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ህነጽ: ናይ ኩባንያ ምብጻሕ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ ወዘተ።
  • ምስቲ ዝተመርጸ ሞያ ዝተመጣጠነ ናይ ስልጠና ኮርሳት ውሰድ
  • ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል፡ ሜላታት ምድላይ ስራሕ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ወዘተ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠናታት ብነጻ ’ ዩ ። ውፉይ ኣሰልንቲ ርክባት ክህበኩም፣ ናይ ስራሕ ልምምድ ክትረክብ ክሕግዘኩም መርበብ ከተማዕብልን ይኽእል።

  • ኣብ መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምኽኣል።
  • ምምሃር ሞያዊ ቓላትን ምሉእ ሓሳባትን
  • ንዓኹም ዝምእምእ ቀለልቲ ዕላላት ድማ ምግባር
  • ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ብኸመይ ከም እተሃሃዱ ምርዳእ
  • ንወግዓዊ ደረጃ B1 ፈተና ምድላው ምኽኣል።

ከመይ ንገብሮ?

ኣማኻሪ ቋንቋ ፈረንሳ ትራቫይ ናብቲ ናይ ምትእትታው መድረኽ Emplois de l'inclusion. ናይ ምትእትታው ስራሕ ክፍሊ ክኣቱ ኣለዎ ።

ዝርከቡ ናይ ስራሕ ክፍቲ ቦታታት ኣብዚ iciኣለዉ ።

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ሓልይኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

ኣብ መርበብ ሓበሬታና ክትበጽሑ ናጻ ትኾኑ ።

ናይ ምልመላ መደባት ኣብ ዓመት ብዙሕ ግዜ ይካየድ። ሲቪኹም ሒዝኩም ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

Lieu d'accueil

27 Rue de la Paix, 72190 Coulaines, France

02 43 82 80 71

secretariat@afic-coulaines.org

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • afic-coulainesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles