ምስ Français Langue Professionnelle de la Maison des Langues - ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Français Langue Professionnelle de la Maison des Langues

ኣዳላዊ Maison des Langues Le Mans Université ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

ምስ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ ስልጠናን ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው ደገፍን : ዘኽእል ፍሉይ ስልጠና ንምስታፍ

  • ምፍላጥ ግቡእ ቃላት ናይ ናይቶም ዝቖጽሩ ሞያታትን ዓውድታትን (ውልቃዊ ሓገዝ፡ ህንጻ ወዘተ)
  • ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምእልንቲ ክትክእሉ
  • ምኽኣልኣል ኮምፒተር ምጥቃም
  • ምምሃር ውልቃዊ ወይ ንእሽቶ ጉጅለ ደገፍ (ምምሃር)
  • ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ርክብ (ምምራሕ) ወዘተ የጠቓልል

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

እቲ ስልጠና ብድምር 200 ሰዓታት ዝወስድ እዩ። ዕለታት ዘይውሰን፣ እቲ ፕሮግራምን ዕለታትን ብመሰረት ዝተመዝገቡ ሰባትን ድሌት እተን ኩባንያታትን ይውሰን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ ምስ ሓደ ዓውዲ ወይ ሞያ ብዝተኣሳሰር ቋንቋ ፈረንሳ ክትመሃር የኽእል።ነቶም መግለጺታትን ትመሃሮም፡ ምስ ዓማዊል፡ መሳርሕት፡ ኣስራሕቲ ክትርዳእን ክትዛረብን የኽእል ...ን ክሰርሑ ዝደልዩ ቀዳምነት ይህብ

ስለዚ ድማ

እዚ ብምግባር ድማ ስራሕ ብቐሊል ንኽትረኽቡንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽን ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ክምርዳዳእን የኽእል።

ምኽኣል ብውልቅኹም ሞያዊ ፕሮጀክት ክትሃንጽን ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ክትረዳዳእ ክትክእልን ይከኣል።

ከመይ ንገብሮ?

ቴሌፎን፡06 65 59 79 89

ኢመይል፡ flp-ml@univ-lemans.fr

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ! ቀንዲ ህንጻ ዩኒቨርሲቲ ለ ማንስ ኣብ avenue Olivier Messiaen, 72085 Le Mans ይርከብ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 20 Av. René Laennec, 72000 Le Mans, France
  • 06 65 59 79 89
  • flp-ml@univ-lemans.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ana vanhoutvenneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles