ምስ Avec Les clés de l'Atelier - ምውሳድ ስልጠና ሞያ ስራሕ ናይ ቤት ምጽጋን ኣብ መሞቒ ማሽን መስርሕ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ስልጠና ሞያ ስራሕ ናይ ቤት ምጽጋን ኣብ መሞቒ ማሽን መስርሕ

ምስ ምስ Avec Les clés de l'Atelier

ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ስልጠና እዚ ናይ 935 ሰዓታትን ከምኡ ውን ብተግባር ኣገጣጥማ Thermique et Sanitaire ሳልሳይ ደረጃ 3 (ብ ደረጃ CAP) የሰልጥን

ኣገዳሲ ሓበሬታ! እቲ ናይ ምውዓይን ሳኒታይዘርን ተተካኢ (= plumber-heating engineer) ማእከላይ ምትካል ምውዓይ፣ ምትካልን ምትእስሳርን ናይ ጽሬት መሳርሒታት ከምኡ’ውን ምትካል መሳርሒታት ምሕዳስ ኣየር (ኣየር መቀየሪ) የካይድ። ብተወሳኺ ኣብ ማእኸላይ መውዓዪ ትካላት፣ ምፍራይ ውዑይ ማይ ውሽጢ ዓዲን VMC(ventilation mécanique contrôlée).ን ምፍታሕ ጸገማት የካይድ።ነ

ንምንታይከ የዘገድስ?

100% እቶም ሰልጠንቱ ስራሕ ምስ ዝደልዩ ስራሕ ዝረኽብሉ መደብ.

ኣብቲ መስርሕ ክልተ ናይ ስታጅ ስልጠና እናዋሰድኩም ፣ ከምኡ እውን ኣብ እዋን፣ ብተግባር ክትሰርሑ እትኽእሉ ገፊሕ ባይታ ከምዘሎ ምፍላጥ ።

እምበኣርከስ ዕላማ ናይዚ ስልጠና እዚ ብኸመይ ምስ ቲ ሞያ ትወሃሃዱን ኣብ ስራሕ ትሳተፉን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

Hélène Fleckstein

ናይ ዝቕጽል መዝገባ ዕለት ንምፍላጥ፣ ናብ እንተርኔት ወብሳይትና ኬንኩም ምክትትታልኩም ነመስግን   https://lesclesdelatelier.fr/installateur-thermique-sanitaire/

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles