ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ዕንጸይቲ ምእንቲ ስራሕ ንክትረኽቡ
ምስ ምስ Les clés de l'Atelier
ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуምስታፍ እዚ ናይ 13 ኣዋርሕ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ስልጠና ኮርስ፡ ወይ ኣብ ስራሕ-መጽናዕቲ ወይ ብውሑዱ ናይ 813 ሰዓታት ቀጻሊ ስልጠና፡ ንሞያዊ መዓርግ ጸራቢ፡ ተተካኢን ፊተርን የዳልወኩም።
ኣዝዩ ኣገድሲ ሓበሬታ! እዚ ሞያ እዚ ፣ ኣብ ቤተ ዕዮን ጽርበት ዕንጸይቲ ከምኡ እውን ኣብ መንበሪ ናይ ውልቂን ናይ ሓባርን ገዛውቲን ትካላትን ፣ ከምኡውን ህዝባዊ ቦታታት ዕዮ ዘጠቓልል እዩ። . ኣብ ዝተፈለላዩ ስርሓት ከም እኒ፣ መዓጹ፣ ኣርማድዮታት ፣ መሳኹቲ፣ ሸረር ዝብሉ መዓጹን ፍኒስትራታትን፣ ዝተፈላለዩ መትሓዚ ለዓትን ፣ ኣብ ደገን ፣ ውሽጢን ምግጣም፣ ናይ ውሽጢ ቤት መፈላልዮታት ፣ ዝተፈላለዩ ፎርማታትን ደኮረሽናትን፣ ከምኡ ውን ፣ ናይ ክሽነ፣ ሳሎን፣ ባኞ፣ ቀዋሚን ተዓጻጸፊ ወዘተ ብ ዕንጸይቲ ዝስርሑ ነገርት ንምስራሕ ትኽእሉ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
እዚ ዲዛይን ናይ መቐየሪ ክዳን ምደርደሊ ጫማታት ወዝተ መቐመጢ ምስራሕ እዩ
እዚ ዲዛይን ናይ መቐየሪ ክዳን ምደርደሊ ጫማታት ወዝተ መቐመጢ ምስራሕ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
10 Av. du 11 Novembre 1918, 69200 Vénissieux, France
09 50 00 60 80
infos@lesclesdelatelier.fr
Chargement de la carte...