Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሞያታት ህንጻ ረኺብካ ስራሕ ድለ

ምስ ምስ Programme "Les découvreuses"

ኣዳላዊ We are all builders ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ንደቂ ኣንስትዮ ዝተሓዝአ መደብ ን

  • ጽላት ህንጻ ህንጸት ፈሊጥካ ሞያዊ ፕሮጀክት ይከኣል ድዩ ኣይከኣልን ርአ
  • ኣብቲ ዓውዲ ዝተፈላለዩ ሞያታት ርኸቡ: ቀባኢ: ኤሌክትሪሻን: ፕላምበር: ማሽን ኦፕሬተር: ኣርኪቴክተር...ወዘተ
  • ናይቲ ዓውዲ ጽልዋታት ምርዳእ (ውሑዳት ደቂ ኣንስትዮ፡ ጸገማት ወዘተ)
  • ምስ ሰብ ሞያ ተራኺብካ ስራሕ ወይ ስልጠና ድለ።
ኣብዚ መደብ ንምምዝጋብ ግድን፤
- ጓል ኣንስተይቲ ኩን።
- ኣብ ጽላት ህንጻ ተገዳስነት ክህልዎም
- እንተወሓደ ደረጃ A1 ናይ ፈረንሳ ክህልዎም
- ኣብ 93 ይነብሩ ወይ ኣድራሻ ኣለዎም: Bagnolet ባግኖሌት: , Bobigny, Bondy,ቦቢግኒ: Le Pré Saint-Gervais,ለ ፕረ ሴንት-ጀርቫይስ: Les Lilas,ለስ ሊላስ: Montreuil,ሞንትሩይል: Noisy-le-Sec, Pantin, Romainville.ኖይሲ-ለ-ሴክ: ፓንቲን: ሮማንቪል.

ከከም ኩነታትኩም ካልኦት መዐቀኒታት ኣለዉ (RSA, ASS ምቕባል፣ ስደተኛ ምዃን፣ ንጽል ወላዲ ምዃን፣ ከም ስንኩል ሰራሕተኛ ኣፍልጦ ምህላው)። ንዝያዳ ሓበሬታ ምስ ማእከል ስልጠና ተወከሱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ስራሕ ዝረኽብሉ ሞያታት ርኸብ
  • ከምኡውን ኣብ ፈረንሳ ብቐሊሉን ብቕልጡፍን ስራሕ ድለዩ፣ ምስ ስልጠና ወይ ዲፕሎማ ይኹን ብዘይ ስልጠና።

  • ምስተን ጋንታታት ኣብ ሓደ ሳይት ተራኸብ (ሰራሕተኛታት፣ ኣካያዲ ሳይት)
  • ናይ ስራሕ ልምምድ ናይ ምግባር ተኽእሎ፣ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ
  • ብቐጥታ ንምስራሕ መመልከቲ ምቕራብ።

  • ምስ ቴክኒካዊ ስነ-ቓላት
  • መዓልታዊ ህይወት ስነ-ቓላት
  • ምስ መሳርሕትኻን ኣካየድትን ተዘራረብ፣ መምርሒታት ተረዳእ።

  • ኣብ ንግዳዊ ድሌታትን ክእለትካን ዝተመርኮሰ ሞያ ምረጽ
  • ኣብ ጥቓኹም እንታይ ዓይነት ስልጠናታት ከምዘሎ ፍለጥ
  • ስልጠና ወይ ስራሕ ድለዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ስምኩምን ቀዳማይ ስምኩምን ኣድራሻኹምን (ገዛኹምን ፖስታኹምን) ሒዝኩም ናብ 07 52 08 26 01 መልእኽቲ ስደዱ፣ ኣብ ስልጠና “Les Découverteuses” ተገዳስነት ከምዘለኩም ንምግላጽ ሓረግ ሒዝኩም ስደዱ
  2. እቲ “ኩላትና ሃነጽቲ ኢና” "We are all builders"ዝብል ማእከል ስልጠና ንናይ ሓበሬታ ኣኼባ ቆጸራ ክህበካ እዩ።
  3. ቃለ መሕትት ኣለካ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • waab93ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles