ኣብ ዓውዲ ህንጻ ህዝባዊ ስራሕትን ስልጠናን ምስራሕን ምርካብ
ምስ ምስ GEIQ BTP 53
ኣዳላዊ GEIQ BTP 53 ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуምክፋል ኣብ ሞያታት ህንጻን ህዝባዊ ስራሓትን ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ን፤
- ምህናጽ ሞያ ተማሂሮም ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ምግባር
- ምእንቲ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ክትሕገዝ: መንበሪ: መገሻ ወዘተ
- ከምኡውን ኣብ እዋን ምሉእ ስልጠናን ድሕሪኡን ኣብቲ ትካል ክድገፍ ምኻኣል ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ከከም ኩነታትካ ካብ 6 ክሳብ 24 ኣዋርሕ ይጸንሕ ዝልጥና ምስታፍ ።
እቲ ዕላማ ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ኣፍልጦ ዘለዎ ሞያዊ ብቕዓት ወይ ዲፕሎማ ምህላው እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
41 Rue Crossardière, 53000 Laval, France
0626630696
recrutement@geiq53.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
መንበሪ ገዛ
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
geiq btp 53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት