ኣብ ኢንዱስትሪ ህንጻ ስልጠናን ምስራሕን
ምስ ምስ PICSI
ኣዳላዊ Association Philia , Région Île-de-Franceኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ሞያዊ ስልጠና እዚ፣ ንስደተኛታት ከምኡውን ተጠቀምቲ ወይ ኣህጉራዊ ሓለዋ ምስ እትኾኑ ስልጠና ኢንዱስትሪ ህንጻ ንምድጋፍ ዝሕግዝ ናይ ሞያ መንገዲ
ዕላማታት :
- ኣብ ሞያታት ህንጻ ሞያዊ መጻኢ ምህናጽ BTP
- ሓደስቲ ኣገባባት ትምህርቲ ርኸቡ።
- ንሞያዊ ውህደት ዘድሊ ክእለት ክህልዎም እዩ።
- ን ኣብ ናይ ናይ ልምምድ ስራሕን ህዝባዊ ስራሕትን (ናይ ቀደም / መሕለፊ ማይ / ባቡር ምትዕርራይ ወዘተ) ናብ ሞያታት ህንጸት (ነደቕቲ / ቀባእቲ/ ፕላምበር / ጸረብቲ / ናይ መስኮት ስርሓት ) ንምትግባር የኽእል።
ምስ ፕሮጀክት ናይቲ ሰብን ኩነታቱን ዝተመጣጠነ ስርዓታት ነቕርብ: ሞያዊ መዓርግ፣ POEC (ስርሒታዊ ምድላው ንሓባራዊ ስራሕ)፣ CAP (ናይ ሞያዊ ብቕዓት ምስክር ወረቐት) ምርካብ ይከኣል...
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ፡ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ወረቐት ምህላው
- ብፈረንሳ ደረጃ ቋንቋ A2 ።
- ንውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም
- ኣብ RSA ዘሎ ሰብ ምዃን ወይ ደላዪ ስራሕ ኮይኑ ኣብ Pôle emploi ምዝጉብ ክኸውን
- "ተኻኢሉ" ብማሕበራዊ መወከሲ ክምከርን ክከታተልን ዘለዎ ሰባት እዩ።
ንሞያዊ ስልጠና ካሕሳ ትረክብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ምርካብ፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
sarah virotኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
elinakhnተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት