Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስልጠና ኣብ ዓውዲ ኤሌክትሪክ፡ ቨንትለተር ኣየር መቀየሪ ወይ መውዓዪ

ምስ ምስ France terre d'asile

ኣዳላዊ France Terre d'Asile ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців тому

ምስልጣን ናብ ሞያዊ ባካሎሬት MEE (ጽገናን ውሕስነት ጸዓትን) ወይ MELEC (ሞያታት ኤሌክትሪክን ዝተኣሳሰሩ ከባቢታቱን) ንምእታው ንምድላው ዝዓለመ ናይ 5 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ምስ፤

  • ምምዕባ ብትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ዓውደ መጽናዕትታት ማሕበራዊ መሰላት፡ ጥዕና
  • ምስታፍ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት
  • 1 ሰሙን ኣብ ሓደ ትካል ስራሕ ልምምድ ምግባር
  • ካብ ሓደ ሰራሕተኛ ENGIE ንፈረንሳ ክትዛረብን ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምህናጽ ክሕግዘካን ዝሕግዝ ደገፍ።

እዚ ስልጠና ’ ዚ ንሞያታት ከም ኤሌክትሪሻን ወይ ቴክኒሻን ጽገና የዳልወልኩም ።

ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ምስ ትካል ENGIE ብምትሕብባር ዝተዳለወ እዩ።
ኣብ ኩሉ ክፍልታት እንተተሳቲፍካ ኣብ ወርሒ €200 ክፍሊት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ ክፍሊ 92 (Hauts de Seine) ትነብር ወይ መንበሪ ኣድራሻኻ ይሃልኹም
- ወይ ድማ ኣብ l'OFII 92 CIRl ፈሪሞም ኣለዉ።

ስልጠና ዝጅምረሉ ዕለት ምጅማር፡ ጥሪ 2025።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ኣብ ሰሙን 18 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ቴክኒካዊ ቃላት ተማሃሩ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ሞያዊ ኩነታትን ብዝበለጸ ምዝርራብ።

ኣብ እዋን ስልጠና ሓደ ሰራሕተኛ ENGIE ክድግፈኩም እዩ፤

  • ሲቪኻ CV ፣ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ምህናጽ፣ ኣወዳድባ ናይቲ ትካል ግለጽ
  • ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት፡ ባህላዊ ምውጻእ ወዘተ ይሳተፉ።

ብዘይካ እዚ ድሕሪ እዚ ስልጠና፤

  • ፈለማ ን3 ዓመት ዝጸንሕ ሞያዊ ባካሎሬት MEE (ጽገናን ውሕስነት ጸዓትን) ወይ MELEC (ሞያታት ኤሌክትሪክን ዝተኣሳሰሩ ከባቢታቱን) ናይ ምጅማር ተኽእሎ ኣለካ
  • ኣብ ትካል ENGIE ተቖጺርካ ኣብ ኤሌክትሪክ ወይ መውዓዪን መዝሓሊን/ኣየር ኮንድሽነር መቀየሪ ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብነታት ሞያታት፡ ኤሌክትሪሻን፡ ኤሌክትሮቴክኒሻን፡ ኣካያዲ ቦታ ምትካል ኤሌክትሪክ፡ ኤሌክትሮሜካኒክ፡ ተተካኢ ቴሌኮም፡ ምትካል ገመድ፡ ቴክኒሻን ጽገና፡ ቴክኒሻን ስርሓት ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ሕዚ እዋን መመልከቲ ተዓጽዩ ኣሎ።

76 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • juliepምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • cph clichy (92)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • feeተርጓሚ/ሚት
  • audrey00!ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • mariya9ተርጓሚ/ሚት
  • anastasia87ተርጓሚ/ሚት
  • arnis_0ተርጓሚ/ሚት
  • sevaተርጓሚ/ሚት
  • louተርጓሚ/ሚት
  • alisa.cተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • adalynተርጓሚ/ሚት
  • miluielተርጓሚ/ሚት
  • emmamacተርጓሚ/ሚት
  • ggmushተርጓሚ/ሚት
  • :)ተርጓሚ/ሚት
  • sarahrተርጓሚ/ሚት
  • phil84ተርጓሚ/ሚት
  • essiaተርጓሚ/ሚት
  • bilalተርጓሚ/ሚት
  • hilmaተርጓሚ/ሚት
  • cathyw99ተርጓሚ/ሚት
  • ayeshaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_459160ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • yickdevilተርጓሚ/ሚት
  • antithepresentተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_323028ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • inotherwordsተርጓሚ/ሚት
  • eliabarthተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • ashተርጓሚ/ሚት
  • julie90ተርጓሚ/ሚት
  • velestiተርጓሚ/ሚት
  • amyraተርጓሚ/ሚት
  • samanthaተርጓሚ/ሚት
  • sylvie007ተርጓሚ/ሚት
  • cowfeeተርጓሚ/ሚት
  • nana30ተርጓሚ/ሚት
  • iz54ተርጓሚ/ሚት
  • ayakomiyamotosutherlandተርጓሚ/ሚት
  • bluebellተርጓሚ/ሚት
  • l'interprèteተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • ktbተርጓሚ/ሚት
  • raed a.ተርጓሚ/ሚት
  • lil_zeddተርጓሚ/ሚት
  • ary20@26ተርጓሚ/ሚት
  • didiony13ተርጓሚ/ሚት
  • océacostaተርጓሚ/ሚት
  • sflorioተርጓሚ/ሚት
  • elie-massoudተርጓሚ/ሚት
  • lupinተርጓሚ/ሚት
  • byunilyተርጓሚ/ሚት
  • lucie911ተርጓሚ/ሚት
  • nicolasmhtradተርጓሚ/ሚት
  • kyrapractorተርጓሚ/ሚት
  • tlbtlnተርጓሚ/ሚት
  • niranjanaተርጓሚ/ሚት
  • dara-ireተርጓሚ/ሚት
  • margouተርጓሚ/ሚት
  • iris.tተርጓሚ/ሚት
  • cc37377ተርጓሚ/ሚት
  • capitain3flamተርጓሚ/ሚት
  • rhiradተርጓሚ/ሚት
  • jujupinkተርጓሚ/ሚት
  • camille.ascተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles