ምርካብ ስራሕ ኣብ ስርሓት ህንጻ
ምስ ምስ We are all builders (WAAB)
ኣዳላዊ We are all builders ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ ስርሓት ህንጻ ወይ ኣብ ዙርያ ክትሰርሕ ዝሕግዘኩም ናይ 3 ሰሙን መደብ ፣ ምስ እዞም ዝስዕቡ፤
- ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ትካላት ዝደልያ ሞያ ዝምልከት ኣቀራርባ
- ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዝ ምኽሪ ምርካብ
- ውልቃዊ ደገፍ ምርካብ።
ክፍለጥ ዝግባእ!
እቲ ዕላማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ሓደ ናይ ህንጻ ቦታ ርጉእ ስራሕ ምርካብ እዩ።
እቲ ዕላማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ሓደ ናይ ህንጻ ቦታ ርጉእ ስራሕ ምርካብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
waab93ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
abc formation1986ተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
domitilleተርጓሚ/ሚት
ju20ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት