ምስ rAvec Les clés de l'Atelier - ምርካብ ስልጠና ምስራሕ ሞያ ናይ ኤለክትሪክ ምስኳዕ ኣብ ናይ ህንጻ ስርሓት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስልጠና ምስራሕ ሞያ ናይ ኤለክትሪክ ምስኳዕ ኣብ ናይ ህንጻ ስርሓት

ምስ ምስ rAvec Les clés de l'Atelier

ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ስልጠና እዚ ናይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ13 ኣዋርሕ ሰዓታት ስልተና ዘለዎ ኮይኑ ሞያውያን ብ ደረጃ (ሰርቲፊኬት CAP).የውህብ

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ተጠንቀቑ ! ኣብዚ ስልጠና እዚ ንምስታፍ ድልዱል ዝኾነ ናይ ቋንቋ ን ሕሳብን ብቕዓትን ክህልወኩም ኣለዎ።
ምፍላጡ ዘግድስ ፣ እቲ ናይ ህንጻ መሳርሒታት ኤሌክትሪሻን ንመንበሪን ከምኡውን ካልኦት ህንጻታትን ዝኸውን ትሑት ቮልቴጅ ዘለዎ ናይ ኤሌክትሪክ ምትካል ስራሕቲ ኣብ ፕላንን ናይ ምትእኽኻብ ስእላዊ ስእልታትን ተመርኲሱ ዝሰርሕ ምዃኑ ምፍላጥ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

80% ስታጅ፣ ወይ ናይ ስራሕ ልምምድ ቦታ ወይ ናይ ስራሕ ልምምድ ዝገብሩ ሰራሕተኛታትን ኣብ 6 ኣዋርሕ ድሕሪ ስልጠና ኣብ ስራሕ ይሳተፉ

መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ወርክሾፕ ክትሰርሑ ኢኹም። ኣብ ናይ ሰለስተ ሰሙን መደብን ኣብ ዓውደ መጽናዕቲ ንሓደ ሰሙንን ክትህዉ ኢኹም ።

እዚ ሰርቲፊኬት ዘለዎ መደብ ስልጠና ን13 ኣዋርሕ ዝጸንሕ እዩ ኮይኑ ፣ዕላምኡ ድማ ምስ ወዳእካ ስራሕ ክትረክብ ምሕጋዝ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምፍላጥ እዋን ናይ ዝቕጽል መዝገባና ኣብ እዚ ብምቕዋቕ ምክትታልኩም ንዝመስግን ፣ ካልእ ሓበሬታታት እውን ከብኡ ተወከሱ https://lesclesdelatelier.fr/electricien-dequipement/

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles