Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልላይ ምስ ናይ ምልማጽ ኣብ ህንጻ፣ ቅብኢ ቦያ ምልካይ

ምስ ምስ Les clés de l'Atelier

ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እዚ ናይ +/- 645 ሰዓታት መረጋገጺ ስልጠና ንሞያዊ መዓርግ ናይ ህንጻ ቀባኢ ን ኽትረኽቡ ዝገብ እዩ ። ብቐጻሊ ወይ ብተመሳሳሊ ይርከብ።

ኣገዳሲ!
እቲ ቀባኢ ገዛ ንውሽጣ ደጋውን ውድእቲ ሓደስቲ ህንጻታት ወይ ምሕዳስ የረጋግጽ። ዕላማ እዞም ስራሕቲ እቶም ደገፍቲ ንምሕላውን ንምስልሳልን እዩ። ናይ ምድላው ስራሕ፡ ቅብኣን ምቕማጥ ሽፋንን ይከናኸን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ስልጠና ዝወሃብ እዩ፤

  • ቀጻሊ፦ እቲ ስልጠና ኣስታት 645 ሰዓታት ዝወስድ ኮይኑ ብቐንዱ ኣብቲ ዓውደ መጽናዕቲ ግብራዊ ስራሕ ክትሰርሕ ኢኻ። ብተወሳኺ 3 ሰሙን ኣብ ናይ ስራሕ ምደባ ከተሕልፍ ኢኻ እዚ ድማ ክውንነት ናይቲ ሞያ ንምርዳእ የኽእለካ።
  • ዓውደመጽናዕቲ ስራሕት ፡- ነዚ ስልጠና ብስራሕ-መጽናዕቲ መሰረት ብህርመት 3 ሰሙን ኣብ ትካል ድሕሪኡ 1 ሰሙን ኣብ ስልጠና ንልዕሊ 1 ዓመት ትፍጽሞ። እዚ ድማ ንሙሉእ ንውሓት ግዜ ናይቲ ስልጠና ክፍሊት ክትረክብ ዘኽእለካን ድሕሪኡ ንስራሕ ምድላይካ የቃልሎን።

ሞያ ቀባኢ ገዛ ልዑል ጠለብ ስለዘለዎ ስራሕ ንምርካብ ቀሊል ይገብረካ።

እዚ ናይ 6 ወርሒ ወይ ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ኮርስ ምስ ዲፕሎማ ምስ ተመረቕካ ብቐጥታ ክትሰርሕ የኽእለካ

ከመይ ንገብሮ?

ኢመይል ናብ Hélène Fleckstein

እንተደኣ ዕለታት ናይ ዝቕጽል ናይ ትምህርቲ ዓመትና ንምፍላጥ፡ ናብቲ ብቐጻሊ ዝመሓየሽ መርበብ ሓበሬታና ብምእታው፤:


14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • joubinetteተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_490763ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ljb@lesclesdelatelier.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • les clés de l'atelierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles