Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ከም ሰራሕተኛ ናይ ጽገና ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን

ምስ ምስ Avec Les clés de l'Atelier

ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እዚ ናይ 13 ኣዋርሕ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ወይ ናይ 889 ሰዓታት ዝተሓተ ቀጻሊ ናይ ምስክር ወረቐት ስልጠና ንናይ ሞያዊ ወኪል ጽገና ህንጻ ርእሰ-ማል፡ ደረጃ 3 (ማዕረ CAP) የዳልወካ። ( CAP)) የዳልወካ።

እቲ ስራሕ ናይ ዝተፈላለዩ ስርሓት ፣ ዝተፈላዩ ቴክኒካት ዘካኣተተ ኮይኑ፣ ኣብ ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ህንጻታት (ERP) እውን ከልም ዝነጥፍ መጠን፣እጢ « ምክላካል ሓደጋ réflexe prévention » ብዝበሃል መደብ ብቐጻሊ ኣብ ድሕነት ፣ ናይ እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ እዋን ስራሕን ድሕሪኡን ዝሕሉን ዘሳሊን ትምህርቲ እውን ዝተሰነየ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ስልጠና ዝወሃብ እዩ፤

  • ኮይኑ ብቐንዱ ኣብ ሓደ ዓውደ መጽናዕቲ ግብራዊ ስራሕ ክትውድእ ኢኻ። ብተወሳኺ 3 ሰሙን ኣብ ናይ ትካል ልምምድ ከተሕልፍ ኢኻ፣ እዚ ድማ ክውንነት ናይቲ ስራሕ ንምርዳእ የኽእለካ።
  • ስራሕ-መጽናዕቲ፡- ነዚ ስልጠና ብስራሕ-መጽናዕቲ መሰረት ክትውድኦ ኢኻ፡ ኣብ ሓደ ትካል 3 ሰሙን ክትውድኦ ኢኻ፡ ድሕሪኡ ድማ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት 1 ሰሙን ስልጠና ክትወስድ ኢኻ። እዚ ድማ ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ክፍሊት ክትረክብ የኽእለካን ንቐጻሊ ስራሕ ምድላይካ የቃልሎን።

እቲ ስልጠና ናይ ሰረሕተኛ ህንጻዊ ጽ ገና፣ መሰረታውያን ነገራት ናይ መጥፋእቲ ሓዊ፣ ምልክኻል ውሕጅን ኤለክትሪክ ፣ጽገናን ስራሕት እውን የስተምህር እዩ።

80% ሰልጠንቲና ስልጠና ምስ ወድኡ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ስራሕ ይረኽቡ

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ሄለን Hélène Fauquenot

ንዝቕጽል መደባትና ንምክትታል፣,በዚ ናይ ኢንተርኔት ሓበሬታና ብምውካስኩም ነመስግን : https://lesclesdelatelier.fr/agent-maintenance-batiment-amb/

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • joubinetteተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_490763ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • les clés de l'atelierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles