ምርካብ ደገፍ ውህደትካ ብዓወት ንምፍጻም ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ሓገዝ ንዝተሰደዱ ወለድን ህጻናትን ዝግበር ደገፍ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ስልጠና ዲጂታላዊ ክእለት፡ ሓገዝ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ምኽሪ ማሕበራውን ሞያውን ውህደትን...
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 26 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ሓገዝ ንዝተሰደዱ ወለድን ህጻናትን ዝግበር ደገፍ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ስልጠና ዲጂታላዊ ክእለት፡ ሓገዝ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ምኽሪ ማሕበራውን ሞያውን ውህደትን...
ምኽኣል ንስድራቤታት ስደተኛታትን ነቶም ሓደስቲ ናብ ፈረንሳ ዝኣተዉን ተቐባሊ ቦታ: ቆልዑን ወለድን ክጻወቱ ምኽኣል : ተመኩሮታት ከካፍሉ ይኽእሉ: ምስ ካልኦት ስድራቤታት ክራኸቡ: ከምኡውን ኣብ ናይ ወለዲ ተራኦም ደገፍ ።
ምርካብ ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝሓሸ ኣተዓባብያ ቆልዑ፡ ስምዒታዊ ህይወት፡ ጾታዊ ጥዕናን ምክልኻል ዓመጽን ሓበሬታን ደገፍን።
ምኽኣል ምፍላጥ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንወለድን ደቆምን ንመዓልታዊ ህይወት ኣፋዊ ርክብ ክእለቶም ንምምሕያሽ
ምርካብ ምኽሪ ትምህርቲ ፈረንሳ ንወለዲ ተማሃሮ ኣብ ኣውራጃ ሃውተፒየር ስትራስበርግ፡ ስነ-ቓላት ቤት ትምህርቲ፡ መግለጺታት፡ ርክብ፡ ...
ምልውዋጥ ብዛዕባ ትምህርቲ፡ ቆልዑ፡ ስድራቤትን ተራ ወለድን ብቋንቋ ፈረንሳ ሓሳባት
ምርካብ ኣፍልጦእገባብ ኣሰራርሓ ንወለዲ ዝወሃብ ስልጠና ፈረንሳ፡ ቤት ትምህርቲ ምርዳእ፡ ስነ-ቓላት፡ ንወግዓዊ ዲፕሎማ ምድላው
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምውህሃድ ምስ ካብ ሓያሎ ባህልታት ዝመጹ ወለዲ ጉጅለ፡ ምልውዋጥ፡ ደገፍ፡ ምኽሪ፡ ንጥፈታት ምስ ህጻናት
ምርካብ ንዓበይቲ ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ዝተመጣጠነ ደረጃታት፣ መዓልታዊ ቃላት፣ ንጥፈታትን ምውጻእን።
ምርካብ ንስድራቤታ ዝቕበል ቦታ ንውላድካ ምእላይ፣ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን መዓልታዊ ህይወትን።
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ንምርካብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ መዓልታዊ መዕበዪ ህጻናት ንህጻናት፣ ንጥፈታት ንስድራቤታት፣ ኣካዳሚያዊ ደገፍ
ምርካብ ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ ተራኸብ፣ ናብ ማእከል ወለድን ውላድን ምኻድ፣ ብዛዕባ ጸገማት ተዘራረብ ምኽኣል
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።
ምርካብ ሓገዝ ምስ ናይ ደቅኹም ትምህርቲቤትን ጽቡቕ ዝኾነ ዝምድና ንኽህልወኩም ናይ ምዝርራብ ብቕዓ ከተጥርዩ ምእንቲ
ምርካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታ ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ብነጻ መደብ ኣብ መላእ እዋን ኣብ
እዚ Solidarité Femmes 21 ንደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ ዝኾና ብማሕበር ዝድገፋ ናይ ደገፍ ጉጅለታት የቕርብ።
ምርካብ ደገፍ ኣብ ቦርዶ Bordeaux.ንዝርከባ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ሓገዝን ፡ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ናይ ደገፍ ጉጅለታት፡ መርመራ ጥዕና፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ምኽሻን...
ምርካብ ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።
Cours de grammaire, vocabulaire, activités. Présentation de la ville, de la culture française, des administrations.
Ateliers de français pour les parents d'élèves du quartier Bois l'Abbé : mieux communiquer avec les enseignants, aider vos enfants à faire les devoirs...
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ እነሀልኩም ኣገባብ ኣፈጻጽምኡ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ
ምፍላጥ ኣጋባብ መርዓን ፣ ሕጋዊ መስርሑን ግዴታት፣ ካልእን ኣብ ፈረንሳ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምዝገባ ትምህርቲ ን ደቕኹም ትምህርቲ ፈረንሳን ደቅኻ ስጉምትታትን ተረድኡ።
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ